Category: ዜና ኤርትራ
ሱዳንን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
Radio Erena: 07 December 2018 ሱዳንን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ብሰሉስ 4 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ክልትኤን ሃገራት ነዚ ዘተ ዘካየዳ፣ ኣዛዚ ሓባ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘቤታዊ ጎነጽ ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 06 December 2018 ኣብ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ዘቤታዊ ጎነጽ ደው ክብል ዝውጽዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ 10ታት ኣሽሓት ደቂንስትዮ ዝተሳተፍኦ፣ ብደረጃ ሃገር ተወዲቡ፣ ብሰሉስ 0 [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ትግራይ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት ኢትዮጵያ ስሒቡ
Radio Erena: 05 December 2018 ምስ ኤርትር ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ትግራይ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሓደ ክፍለሰራዊት ከምዝተሳሕበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ምስ ምሉእ ከበድቲ ኣጽዋሩ፣ ኣብ መንጎ ሸራሮን ሽረ እንዳ [...]
ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ትበጽሕ
Radio Erena: 05 December 2018 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ኤማኑኤላ ዴል ረ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ዕላማ ዑደት 'ቲ በታ ምክል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ማእከል ጎንደር ብዝተወልዐ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 December 2018 ኢትዮጵያ ብናይ ብሄር ግጭታት ኣብ እትሕመሰሉ ዘላ እዋን፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ማእከል ጎንደር፣ ብዝተወልዐ ቶኵሲ ኣብ ሰበን ንብረትን ጉድኣት በጺሑ። ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝዘርግሐ [...]
ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኣመሪካ፣ ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ጽገናዊ ለውጥታትን ክዘራረብ’ዩ
Radio Erena: 03 December 2018 ኣብ ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፣ ቲቦር ናጂ፣ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ጽገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ገና ዝቕጽል ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ህይወት 10ታት ሰባት ኣጥፊኡ
Radio Erena: 03 December 2018 ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ፣ ብዝቕጽል ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ህይወት 10ታት ሰባት ከጥፍእን እንከሎ፣ ሚልዮንንንናት ዝግመት ንብረት ድማ ኣዕንዩ። በዚ መሰረት፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን [...]

ኤርትራ መሪሕነት ካርቱም ፕሮሰስ ክትርከብ’ያ
Radio Erena: 02 December 2018 ኤርትራ መሪሕነት ናይቲ ብካርቱም ፕሮሰስ ዝፍለጥ ዝምድና ሕብረት ኤውሮጳን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ክትርከብ’ያ። ምንጭታት ዜና ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ከምዝሓበሩዎ፣ ነቲ ኣብ መጀመሪያ ኣዋርሕ [...]
መጓዓዝያ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ብልሽዉ ምሕደራ፣ ከቢድ ክሳራታት ኣጋጢምዎ
Radio Erena: 30 November 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ህዝባዊ ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ኣብ ምሃብ ዝርከብ መንግስታዊ ትካል፣ ብሰንኪ ብልሽውና ከቢድ ክሳራታት ወሪድዎ። እቲ ትካል ብሰንኪ ዘጋጠሞ ኣስታት 60 ሚልዮን ና [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ዋሕዲ ነዳዲ እናበኣሰ ይመጽእ
Radio Erena: 30 November 2018 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዋሕዲ ነዳዲ ብፍላይ ድማ ቤንዚን እናገደደ ይመጽእ ከምዘሎ ጋዜጣ ሪፖርተር ሓቢራ። እታ ጋዜጣን ንሓላፊ ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ኣቶ ታደሰ ሃይለማርያ [...]