Category: ዜና ኤርትራ
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኸተመ ስምምዕ ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ይብሉ
Radio Erena: 24 December 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ወለጋ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኦሮሞን ሰራዊት መንግስትን ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ እቲ ምኽንያት ኣብ ኤርትራ ዝተኸተመ ስምምዕ ኣብ ግብሪ ዘይምውዓሉ ምዃኑ ይግለጽ [...]
ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ
Radio Erena: 24 December 2018 ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከባቢ ገዝኡ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደሉ ተረጋጊጹ። ኣቐዲሙ ሚኒስተር ምክልኻል ነበረ ድሒሩ ድማ ሚኒስተር ማዕድን ዝኾነ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፣ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ግፋ ይቕጽል
Radio Erena: 23 December 2018 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ከካይድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከባቢ ዕዳጋታት ብብዝሒ ዝርከበሉ ቦታታት ዝቐነየ ግፋ ዕላምኡ ንጹር እኳ እንተዘ [...]
ሶማል፣ ብመጥቃዕቲ ቦምባ 15 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 23 December 2018 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘጋጠመ ማንታ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብዕለት 22 ታሕሳስ ኣብ ኣፍደገ ምርኢት ዝካየደሉ ኣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ሓድሽ ፖሊሲ ትሕንጽጽ
Radio Erena: 21 December 2018 ኣመሪካ፣ ናብ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ሓድሽ ፖሊሲ ሓንጺጻ ከምዘላ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እዚ ሓድሽ ፖሊሲ፣ ንረብሓታት ኣመሪካ ዘቐደመ'ዩ ክብል ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ንፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ጆን ቦል [...]
ሱዳን፣ ናህሪ ዋጋታት መሰረታውያን ሃለኽቲ ነገራት ዘጎሃሃሮ ግጭት፣ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 December 2018 ኣብ ሱዳን፣ ናህሪ ዋጋታት፣ መሰረታውያን ሃለኽቲ ነገራት ዘጎሃሃሮ ተቓውሞታት ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብ ከተማታታት ካርቱም፣ ፖርት ሱዳን፣ ኣጥባራ፣ ገዳርፍ ተ [...]
ኩባንያታት ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ንምክያድ ይሕልና
Radio Erena: 20 December 2018 ኣስታት 80 ዝኾና ኩባንያታት ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝህቅና ሓደ ካብ መርበባት ዜና እታ ሃገር ዝኾነ ኮሬራ ደላ ሰራ ሓቢሩ። እተን ኣብ ጸዓት፣ ሕርሻ፣ ዕደና፣ ማርሞ፣ ማእለ [...]
ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ዝኣቱ ዘሎ ነዳዲ፣ ዕዳጋታት የረጋግእ
Radio Erena: 19 December 2018 ካብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ዝጓረት ዘሎ ነዳዲ፣ ኣብ ኤርትራ ምርግጋእ ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ትግራይ ካብ ዝርከብ መዐደሊ ነቑ [...]
ኤርትራ ናብ ኣባልነት ድሉው ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽንበር ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ጸዊዑ
Radio Erena: 19 December 2018 ኤርትራ፣ ናብ ኣባልነት ድሉው ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ (East African Standby Force) ክትምለስ ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ጀነራል ዓዋድ መሓመድ ኣሕመድ ኢብን ዖውፍ ጸዊዑ። ሱ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለውይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 19 December 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዘምርሐ፣ ፕ [...]