Category: ዜና ኤርትራ
ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ
Radio Erena: 31 December 2018 ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስንን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ። ብስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝቖመ ሓድሽ ምትእኽኻብ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ኣባላት ዝኾና ጅቡቲ፣ ሱዳ [...]
ሓለፍቲ ስለያን ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ሱዳንን ግብጽን ተመያይጦም
Radio Erena: 31 December 2018 ሓለፍቲ ስለያ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ጸጥታዊ ኩነታት ክልቲኤን ሃገራት ንምምይያጥ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካርቱም ርክብ ኣካይዶም። ጎኒ ጎኒ'ቲ ብ27 ታሕሳስ ዝተኻየደ ርክብ ሓለፍቲ ስለያ ሱ [...]
ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራት ይንህር
Radio Erena: 30 December 2018 ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራትን ናይ ህንጻ መሳርሒ ኣቑሑን ይንህር ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
ኢትዮጵያ፣ 35 ዶክተራት ወለንታዊ ኣገልግሎት ክገብሩ፣ ናብ ኤርትራ ልኢኻ
Radio Erena: 30 December 2018 ኢትዮጵያ፣ 35 ናይ ሕክምና ዶክተራትን፣ ኣርባዕተ ክኢላታት ሕክምናን ወለንታዊ ኣገልግሎት ክገብሩ፣ ናብ ኤርትራ ልኢኻ። ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅርበት ከምዘለዎ ዝንገረሉ ማዕከን ሓበሬታ ፋና [...]
ሊብያ፣ ዳዒሽ ናይ ዝቐተሎም 34 ኢትዮጵያውያን ጋህሲ ተረኺቡ
Radio Erena: 27 December 2018 ዳዒሽ ኣብ 2015 ብሰካሕክሕ ኣገባብ ናይ ዝቐተሎም 34 ኢትዮጵያውያን ጋህሲ ተረኺቡ ክብል መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ። እቲ ጋህሲ ክርከብ ዝኸኣለ ሓደ ኣባል እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ነበር ድሕሪ ዝ [...]
ፍኑው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶባት ኤርትርን ኢትዮጵያን ዳግም ተዓጽዩ
Radio Erena: 26 December 2018 ካብ ወርሒ መስከረም ኣትሒዙ ፍኑው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዳግም ከምዝተዓጽወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ መስመረ ዛላምበሳ፣ ፍሉይ ናይ ይሕለፍ ፍቓድ ዘይብሎም [...]
ሱዳን፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኡምጉርጉር፣ ማእከል ኤርትራውያን መንእሰያት ተሃኒጻ
Radio Erena: 26 December 2018 ኣብ ሱዳን፣ መዓስከር ስደተኛታት ኡምጉርጉር፣ ማእከል መንእሰያት ኤርትራ ከምዝተሃንጸት ናብ ሬድዮ ኤረና ዝተላእከ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እታ ብኣባላት ሓጂ ሙሳ ፋውንዴሽን ተሃኒጹ ዘሎ ማእከል፣ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ቅንያት ልደት ልዕሊ 16 ሽሕ ዶላር ዝረኸበ ኤርትራዊ ናብ ዋንኡ መሊስዎ
Radio Erena: 26 December 2018 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ካብ ከተማ ዙርኪ ንሰሜናዊ ምብራቕ ርሒቓ ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ዊንተርሁር፣ 16, 500 ሽሕ ስዊስ ፍራንክ (ብሸርፊ ልዕሊ 16,700 ዶላር) ዝረኸበ ኤርትራዊ ናብ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ወቒሮን ከባቢኣን፣ 16 ቆልዑን ክልተ ኣዴታትን ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም
Radio Erena: 24 December 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከባቢ ወቒሮ፣ ብሕማም ውጽኣት 16 ቆልዑን ክልተ ኣዴታትን ከምዝሞቱ ምስ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይቲ ዞባ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም [...]
ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ዝተኸፍተሉ ዕለት፣ ልዕሊ 27 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena: 24 December 2018 ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ወርሒ መስከረም ካብ ዝተኸፍተሉ፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ 27 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ንኣህጉራውያን ትካላት ስደተኛታት ብምጥ [...]