Category: ዜና ኤርትራ

1 276 277 278 279 280 632 2780 / 6313
ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዱባይ ዝተራእየ ካርታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕሬታ ሓቲቱ

ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዱባይ ዝተራእየ ካርታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕሬታ ሓቲቱ

Radio Erena: 27 January 2019 ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዱባይ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዝተሰርሐ ካርታ ይቕሬታ ሓቲቱ። ኣብ ሓያሎ ህዝባዊ በዓላት ኢትዮጵያውያን ንካርታ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሓዊ [...]
ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ኣብ ኤርትራ ፈጺምዎ ብዝብሃል ገበናት ዝተኸሰሰ ኩባንያ ኔቭሰን ተጋቢኡ

ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ኣብ ኤርትራ ፈጺምዎ ብዝብሃል ገበናት ዝተኸሰሰ ኩባንያ ኔቭሰን ተጋቢኡ

Radio Erena: 24 January 2019 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ጉዳይ 'ቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ናይ ጉልበት ምዝመዛ ፈጺሙ ተባሂሉ ተኸሲሱ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ተጋቢኡ። እቲ ቤት ፍርዲ ብሮቡዕ 23 ጥሪ ኣብ ዝወዓሎ [...]
ሶማል፣ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ሕ/ሃ፣ ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ከይኣቱ ተኸልኪሉ

ሶማል፣ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ሕ/ሃ፣ ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ከይኣቱ ተኸልኪሉ

Radio Erena: 23 January 2019 መንግስቲ ሶማል፣ ንኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ናብ ሃገሩ ከይእቱ ከምዝኸልከሎ ዲፕሎማስያውያንምንጭታት ኣቃሊዖም። ቀዋሚ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሕብረት [...]
ሃገራዊ ባንክ ስዊዝ፣ ኣብ ኔቭሰን ዘለዎ ብርኪ ብ.2.4% ከምዝዓበየ ተሓቢሩ

ሃገራዊ ባንክ ስዊዝ፣ ኣብ ኔቭሰን ዘለዎ ብርኪ ብ.2.4% ከምዝዓበየ ተሓቢሩ

Radio Erena: 23 January 2019 ሃገራዊ ባንክ ስዊዝ፣ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካየድ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ዝጸንሖ ብርኪ ብ2.4% ኣዕብይዎ። እቲ ባንክ፣ ነቲ ክውንኖ ዝጸንሐ ብርክታት፣ ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣ [...]
መግለጺ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምህናጽ መንገዲ ባቡር ኢትዮ-ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ስምዒታት ፈጢሩ

መግለጺ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምህናጽ መንገዲ ባቡር ኢትዮ-ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ስምዒታት ፈጢሩ

Radio Erena: 22 January 2019 ኢጣልያ፣ ካብ ወደብ ባጽዕ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ ባብቡር ንምዝርጋሕ ዘኽእል ቀዳማይ ገጽ መጽናዕቲ ክትምውል ምዃና ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምግላጹ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ስምዒታት ፈጢ [...]
“ኣብ ግብጺ፣ ልዕሊ 14 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ” UNHCR

“ኣብ ግብጺ፣ ልዕሊ 14 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ” UNHCR

Radio Erena: 22 January 2019 ኣብ ግብጺ፣ ልዕሊ 14, 500 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ( UNHCR) ኣፍሊጡ። ኣብታ ሃገር፣ ብጠቕላላ ልዕሊ 242 ሽሕ ስደተኛታት ከምዘለ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ቅድድም ብሽክለታ ጋቦን ትወዳደር ኣላ

ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ቅድድም ብሽክለታ ጋቦን ትወዳደር ኣላ

Radio Erena: 22 January 2019 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ብዕብየቱ ኣብ አፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ቅድድም ዙር ጋቦን ትወዳደር ኣላ። ኣብቲ ካብ ትማሊ 21 ክሳብ 27 ጥሪ ዝካየድ ዘሎ፣ ቅድድም [...]
ሻድሻይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

ሻድሻይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

Radio Erena: 21 January 2019 ንለውጢ ዝጠልብ፣ ስርሒት ፎርቶ ዝተኻየደሉ ሻድሻይ ዓመቱ ይዝከር ኣሎ። እዚ ብስዉእ ኮለነል፣ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝተመርሐ ናይ 21 ጥሪ 2013 ስርሒት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት [...]
“ኤርትራ፣ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ውሽጣዊ ለውጥታት ክህሉ ይግባእ” ኣባላት ፓርላማ ጀርመን

“ኤርትራ፣ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ውሽጣዊ ለውጥታት ክህሉ ይግባእ” ኣባላት ፓርላማ ጀርመን

Radio Erena: 21 January 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነል ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሃገሩ'ውን ክልውጥን ከመሓይሽን ከምዝግባእ ኣባላት ፓርላማ ጀርመን ገሊጾም። ፓርላማ ጀርመን፣ ቡንዱስታግ፣ ብ [...]
‘ንዝመጽእ 4 ዓመታት ምጥያስ ሰራዊት የለን’’ መንግስቲ ኤርትራ

‘ንዝመጽእ 4 ዓመታት ምጥያስ ሰራዊት የለን’’ መንግስቲ ኤርትራ

Radio Erena: 20 January 2019 ኣባላት ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ንዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ማእቶት ክሳተፉ ምዃኖም ከምዝተሓበሮም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብቲ ኣብ በበይኑ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኼባታት [...]
1 276 277 278 279 280 632 2780 / 6313