Category: ዜና ኤርትራ
![ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/US-Embassy.png)
ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 02 October 2019
ካብ ኣብያተ ጽሕፈት ደሞክራሲ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ዕዮን ኣህጉራዊ መሰል ሃይማኖታትን ዝተወከለ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ካብ 26 ክሳብ 28 መስከረም ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓ [...]
![ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Cycling.png)
ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም
Radio Erena: 01 October 2019
ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ጽርግያ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንሃገራዊት ጋንትኦም ዘርኣይዎ ደገፍ ዝንኣድ ምንባሩ ምስ ስፖርት ኤ [...]
![ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/National-team-20.png)
ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል
Radio Erena: 29 September 2019
ንጅቡቲ 7 ብ 0 ስዒራ፣ ዝበዝሐ ሸቶ ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ዝሓዘት፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት፣ ንዛንዚባር 5 ብ 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
[...]
![ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/DSC_0135.jpg)
ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ዮቱበሪ፣ ካብ ሓሙስ 26 ክሳብ ሎሚ ሰንበት 29 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲን ሕትመትን፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት [...]
![ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/asmera-6.jpg)
ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም።
ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ ብፍላይ ኣብ ከባቢ’ቲ ብ ‘እንዳ ጀ [...]
![ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/UNHCR-Libya-Rwanda.jpg)
ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም።
እቶም ብ26 መስከረም ናብ ሩዋንዳ ዝገዓዙ ስደተኛታት፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን [...]
![ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/free-trade.jpg)
ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ
Radio Erena: 27 September 2019
ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ ከምዘሎ ተገሊጹ።
እቲ ኣብ 2020 ዓመተ ምህረት ብወግዒ ክጅምር ትጽቢት ዝግበረ [...]
![ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/military.jpg)
ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ
Radio Erena: 27 September 2019
ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ።
እቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝተዳለወ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ወተሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ ቀይሕ [...]
![እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/eriinirl.jpg)
እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 26 September 2019
መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝኽተሎ ዘሎ ፖሊሲ፣ መብርሂ ክህበሉ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕቶ ቀሪቡ።
ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓ [...]
![ደቡብ ሱዳን፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብዙሓት ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስትን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ተኸሲሶም ደቡብ ሱዳን፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብዙሓት ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስትን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ተኸሲሶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/southsudan.png)
ደቡብ ሱዳን፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብዙሓት ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስትን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ተኸሲሶም
Radio Erena: 25 September 2019
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ተፈጺሙ ብዝብሃል ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላራት፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓያሎ ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስቲ እታ ሃገርን ተኸሲሶም።
'ሰንትሪ' ብዝ [...]