Category: ዜና ኤርትራ
![ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/IGAD-leaders.png)
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም
Radio Erena: 29 November 2019
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም።
ኣብቲ ብዓርቢ 29 ሕዳር፣ ዝተጋብአ መበል 13 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት [...]
![መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Eritrea-housing-project.png)
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ
Radio Erena: 28 November 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይገልጽ ኣሎ።
እቲ መንግስቲ ብመንገዲ ኤምባሲታት፣ ካድራትን ካልኦት ልኡኻትን ኣብ ውሽ [...]
![ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/African-Parliamentarian-Union.png)
ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ
Radio Erena: 28 November 2019
መበል 42 ኣኼብ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ትማሊ ሓሙስ 28 ሕዳር ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ኣኼብ፣ ኣባላት እቲ ማሕበር ካብ ዝኾና 41 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተወከሉ ኣ [...]
![ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Amanuel-Eyassu.png)
ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም
Radio Erena: 28 November 2019
ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም።
እዚ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብሰሉስ 26 ሕዳ [...]
![ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Rwanda-Gashora.png)
ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል
Radio Erena: 27 November 2019
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ይቕጽል ኣሎ።
በዚ መሰረት፣ ብ24 ሕዳር፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 116 ስደተኛታት ናብ [...]
![ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/india.jpg)
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ
Radio Erena: 27 November 2019
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዕድመ ከምዘቕረበት፣ ንሚኒስተር ዴ 'ታ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሺርፓድ ናኢክ ብምጥቃስ መርበባት [...]
![ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/UNHCR-egypt.png)
ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ
Radio Erena: 26 November 2019
ኣብ ግብጺ፣ ክሳብ ጥቅምቲ 2019፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 17, 786 ኤርትራውያን ከምዘለዉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ።
እቶም 86 [...]
![ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/sudan-1.jpg)
ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 26 November 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ዝመርሖ ልኡኽ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 25 ሕዳር ኣስመራ ኣትዩ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛ [...]
![A Temple in Chains A Temple in Chains](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Religious-fathers.png)
A Temple in Chains
Radio Erena: 25 November 2019
Sudan News Agency (SUNA) reported on 20 November 2019 that the Minister of Religious Affairs and Endowments Nasse [...]
![ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/FGM-Eritrea.jpg)
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝወርድ ወጽዓ፣ ዓመጽ፣ ጎነጽን ጾታዊ ኣድልዎን፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት በብዓመቱ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ'ዩ ዘመልክት ዝተፈላለየ ጸብጻባት ትካላት ተጣበቕቲ መሰ [...]