Category: ዜና ኤርትራ
![ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/EU-road-2.png)
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 September 2020
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ኣምስተርዳም ዝመደበሩ ትካል ንሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ [...]
![A Revolution Domesticated A Revolution Domesticated](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/Women.png)
A Revolution Domesticated
Radio Erena: 25 September 2020
It’s somewhat hard to believe that PFDJ’s childhood form, the EPLF, was once a free-thinking and relatively ‘you [...]
![ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ’ዩ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ’ዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/refuinparis-650x325.jpg)
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ’ዩ
Radio Erena: 24 September 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ንዝቐረበ ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ቀሪቡ ዘሎ እማመ፣ ነቲ ኣብ 2015 ኣብ ግብሪ ዝወዓለ፣ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ [...]
![“ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF “ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/UNICEF.jpg)
“ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF
Radio Erena: 25 September 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብዓጸቦን ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ኣስታት 27,700 [...]
![“ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ “ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/Keshi-Gmicheal.jpg)
“ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ
Radio Erena: 22 September 2020
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት ይነብሩ ምህላዎም ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገ [...]
![ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/Eritrea-Team.png)
ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 22 September 2020
ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ሓሙስ 24 ክሳብ ሰንበት 27 መስከረም፣ ኣብ ኢጣልያ ዝካየድ፣ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ክትሳተፍ'ያ።
ኣህጉራዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክ [...]
![ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/sawa.jpg)
ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም
Radio Erena: 21 September 2020
ኣብ ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ ሰለስተ ተማሃሮ ብውሕጅ ከምዝተወስዱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ስድራቤት ናይቶም፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ሳዋ ብውሕጅ ዝተው [...]
![ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/malt_det_center.jpeg)
ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም
Radio Erena: 20 September 2020
ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ከምዝቐረበሎም፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
እቶም ኣድማ ብምልዕዓል፣ ካብቲ መዳጎኒ መዓስከ [...]
![18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር 18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/18-September-2020.png)
18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር
Radio Erena: 18 September 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]
![ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/09/ref_libya.jpg)
ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሰት፣ ናይ ጎማ ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፣ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ፣ ናይ 24 ሰባት ህወይት ከምዝጠፍአ ወኪል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ካብ [...]