Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 4 594 20 / 5935
03 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

03 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ዓርቢ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ዳግም ቀሪቡ

ስዊዘርላንድ፣ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ዳግም ቀሪቡ

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ቀሪቡ። ኣብ ስዊዘርላንድ እዚ ቅድሚ ሕጂ ብባይቶ ከም ዝተ [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

RADIO ERENA – Thursday, 02 May 2024 ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረንሳ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ሰ [...]
ብሪጣንያ፣ 6000 ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

ብሪጣንያ፣ 6000 ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

RADIO ERENA – Wednesday, 01 May 2024 ብሪጣንያ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2024 ኣስታት 6 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክትጥርዝ መደብ ከም ዘለዋ ሓደ ላዕለዋይ ሚኒስተር ትማሊ ሰሉስ 30 ሚያዝያ ገሊጹ። [...]
4 ግንቦት ኣብ ዝጅምር ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ክስለፉ’ዮም

4 ግንቦት ኣብ ዝጅምር ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ክስለፉ’ዮም

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ቀዳም 4 ግንቦት ካብ ከተማ ቶሪኖ ተበጊሱ፡ ሰንበት 26 ግንቦት ኣብ ሮማ ኣብ ዝዛዘም ቅድድም ጂሮ ዲ ኢጣልያ 2024፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ክወዳደር'ዮም። ኣብ'ዚ ቅድድም፣ [...]
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

RADIO ERENA – Monday, 29 April 2024   ኣብ ሃገሮም ሰልፊ ምግባር ይኹን ሕቶ ከቕርቡ መሰል ዘይብሎም ደገፍቲ ምልኪ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐማጦ ኖርወይ ኣንጻር ውሳነ ባይቶ ሰልፊ ኣካይ [...]
ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

RADIO ERENA – Monday, 29 April 2024 ዝሓለፈ ሰሙን ሓንቲ ስማ ዘይተጠቕሰ ኤርትራዊት ኣብ ጫካታት ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ከምዝተገላገለት ማዕከናት ዜና ዓለም ገለጸን:: እታ ኤሪትራዊት ነብሰ ጾር ካብ ቤ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 28 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 28 ሚያዝያ 2024   [...]
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓ [...]
1 2 3 4 594 20 / 5935