Category: ዜና ኤርትራ

1 163 164 165 166 167 630 1650 / 6293
3 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ

3 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ

Radio Erena: 08 June 2021 ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ መበል 32 ውድድር ኦሊምፒክ፡ ኣብ ዓውዲ ስፖርት ኣትለቲክስ፡ ዛጊት 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ ኣሎ። [...]
ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላስ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላስ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 June 2021 መንግስቲ ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ነናብ ሃገሮም ንምጥራዝ ዝሓለፈ ሰሙን ውሳኔ ከምዘሕለፈ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣቐዲሙ ምስ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። [...]
ኤርትራ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ንምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብዝምልከት ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ

ኤርትራ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ንምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብዝምልከት ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ

Radio Erena: 06 June 2021 ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ጀሚሩ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ ኣለዉ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ካብ ጋ [...]
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 04 June 2021 ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ፣ ህጹጽ ሓገዝ ንምርካብ ከምዝተመዝገቡ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ብዙ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ። እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 June 2021 ንናይ ቀደም ይኹን ናይ ሕጂ ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብምሉኦም ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበዝሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2021 ቀጠር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጥቡቕ ዝምድና፣ ዳግም ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም። እታ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

Radio Erena: 01 June 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃድራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ። እቲ ብምስጢር ክህነጽ ዝጀመረ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ክሳብ 18 ግንቦት ዝበዝሐ [...]
1 163 164 165 166 167 630 1650 / 6293