Category: ዜና ኤርትራ

1 149 150 151 152 153 630 1510 / 6293
‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 22 September 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብኣጋጣሚ' [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይካየድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 22 September 2021 ኣስመራ ኣብ ዝርከቦ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። ጸጸኒሑ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሃንደበትን ብጻዕቅን ዝካየድ ግፋታት፣ ንቡር ህይወት ኤርትራን ህዝ [...]
“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”

“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”

Radio Erena: 21 September 2021 ኣብ መዓስከራት ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ብሰኑይ 2 [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 88 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ትሳተፍ ኣላ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 88 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 21 September 2021 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ሰንበት 19 መስከረም ክሳብ ሰንበት 26 መስከረም፣ ኣብ ቤልጁም ዝካየድ ዘሎ መበል 88 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ትሳተፍ ኣላ [...]
“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”

“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”

Radio Erena: 21 September 2021 ኣብ መዓስከራት ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ብሰኑይ 20 መስ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ኣመሪካ ተማሕጺና

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ኣመሪካ ተማሕጺና

Radio Erena: 20 September 2021 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ቤት ጽሕፈት ተሓጋጋዚ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ተማሕጺኑ። እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም [...]
18 መስከረም 2001 ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ትዝከር

18 መስከረም 2001 ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ትዝከር

Radio Erena: 19 September 2021 18 መስከረም ምእሳር ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን፣ ብኤትራውያን፣ ፈተውቲ ኤርትራን ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን በርጌሳውያን ማሕበራትን ተዘኪራ። እዞም ዝኾነ ፍርዲ ይኹን ናብ [...]
ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 19 September 2021 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናትን ኣስዒቡዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እዚ ዲፕሎማስያዊን ቁጠባዊ [...]
Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Radio Erena: 18 September 2021 Reporting on the blitzkrieg arrest of the free press journalists in Eritrea on the 18th of September 2001, Repor [...]
Eritrea, 20 years of a silent press

Eritrea, 20 years of a silent press

Radio Erena: 17 September 2021 September 18, 2021, will mark the 20th anniversary of an unprecedented wave of arrests and the shutdown of all i [...]
1 149 150 151 152 153 630 1510 / 6293