Category: ዜና ኤርትራ
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብህጹጽ ክምዝገቡ ዘመሕለፎ ትእዛዝ ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 18 July 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ካብ 18 ሓምለ ኣትሒዙ ክሳብ ባሕቲ ነሕሰ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ከከባቢኦም ብህጹጽ ክምዝገቡ፣ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ኣብ ብዙሓት [...]
ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ
Radio Erena: 18 July 2022
መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ሓባራዊ ጉዳያት ከምዝተመያየጡ ተሓቢሩ።
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብ16 ሓምለ ናብ ጂቡ [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ
Radio Erena: 17 July 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሴታት ቲራንን ሳፊርን ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፤ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያድ፤ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ [...]
An Alarming Increase of Violence among Diaspora Eritreans
Radio Erena: 15 July 2022
The three recent stabbing occurrences in France which involved Eritrean immigrants are upsetting signs of the increas [...]
ኣስመራ፣ ተመሓይሹ ዝነበረ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ እናበኣሰ መጺኡ
Radio Erena: 15 July 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ብተደጋጋሚ ዝርአ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ እናበኣሰ መጺኡ።
ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ገለ እዋናት ምምሕያሽ ዘርኢ እኳ እንተኾነ፣ ዝበዝሐ እ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ማይ ጸሎት ዝምለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይልታት ጸጥታ ተኣሲሮም
Radio Erena: 14 July 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ገዳም ሰንደፋ፣ ማይ ጸሎት ተሓጺቦም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝምለሱ ዝነበሩ ኣስታት 10ታት ኤርትራውያን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከምዝተኣሰሩ ንኩነታቶም ብቐረባ ዝከታተሉ ዘ [...]
ክልተ ኤርትራዉያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ክልተ ከተማታት ፈረንሳ ብኻራ ንደቂንስትዮ ኣጥቂዖም
Radio Erena: 13 July 2022
36 ዓመት ዝዕድሚኣ ኤርትራዊት ሓታቲት ዑቕባ ኣብ ፈረንሳ፣ ንተሓጋጋዚት ማሕበራዊ ጉዳያታ ብካራ ከምዘጥቅዐት ተሓቢሩ።
ኣብ 2020 ናብ ፈረንሳ ከምዝኣተወት ዝተሓበረት እታ መንእሰይ [...]
ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ
Radio Erena: 12 July 2022
መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ግጭታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ።
እቲ መንግስቲ፣ ሶማል ዝትውልዱ፣ ሱልዳን ሰይድ ኣሕመድ ንዝተባ [...]
ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ
Radio Erena: 11 July 2022
ኣብ ሰሜናዊ ፓሪስ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ፣ ሓደ ክቕተል እንከሎ ካልእ ድማ ከምዝቖሰለ ፖሊስ ሓቢሩ።
ኣብቲ ናብ ቀዳም 9 ሓምለ ዘውግሐ ለይቲ ዝተላዕለ ባእሲ፣ ብ [...]
ብኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ቀባኣይ ዝፈረዩ ኣሳእል ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርቡ’ዮም
Radio Erena: 11 July 2022
ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ፣ ፍቕረ ገብረየሱስ ዝፈረየ ናይ ቅብኣ ኣሳእል፣ ካብ 8 መስከረም ክሳብ 22 ጥቅምቲ፣ ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ኣገልግሎት ፕረስ -PA ሓቢሩ።
ስነጥበባ [...]