Category: ዜና ኤርትራ

1 107 108 109 110 111 634 1090 / 6331
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 September 2022 ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ። እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ናብ ኬንያን ኤርትራን ይበጽሕ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ናብ ኬንያን ኤርትራን ይበጽሕ

Radio Erena: 15 September 2022 ሚኒስተር ዴ'ታ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ቨላምቨሊ ሙራለድሃራን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ህንዲ ናብ ኤርትራን ኬንያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዲ ቤት ጽሕፈት እቲ ሚኒ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

Radio Erena: 14 September 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ምስ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘንበሮ እገዳ፣ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ [...]
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ

Radio Erena: 12 September 2022 ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ። እቲ ካቢነ፣ ኣብ 28 መስከረም 2018፣ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዞባና ኣኼባ ከምዘካየደ [...]
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መ [...]
Eritrean Athlete Rahel Daniel wins 10,000 Race in Colombia

Eritrean Athlete Rahel Daniel wins 10,000 Race in Colombia

  Radio Erena News, 12 September 2022 Twenty-year-old Eritrean athlete Rahel Daniel won 10,000 meters race in Carrera Del Pacifico 22 c [...]
ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳንኤል፡  ኣብ ከተማ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ 10 ሽሕ ሜትር ቀዳመይቲ ተዓዊታ

ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳንኤል፡ ኣብ ከተማ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ 10 ሽሕ ሜትር ቀዳመይቲ ተዓዊታ

Radio Erena: 11 September 2022 ኣብ መሳልል ደረጃ ኣትሌታት ውድድር ጉያ መሮር ዓለም ኣብ ቀዳማይ ተርታ ተሰሪዓ እትርከብ፣ ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳንኤል፡ ሎሚ ሰንበት 11 መስከረም፡ ኣብ ከተማ [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

Radio Erena: 10 September 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ። እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ትካል ግብረ ሰናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ 181 ሰባት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣካይዱ

ትካል ግብረ ሰናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ 181 ሰባት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 September 2022 ብትካል ግብረ ሰናይ ንጉስ ሳልማን ዝምራሕ ተበግሶ 'ኑር ስዑዲ ዓረብ'፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ናይ ሕክምና ዓይኒ መደባት ምክያዱ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ [...]
1 107 108 109 110 111 634 1090 / 6331