Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ሜድያታት ጽጽያ (ሰንሰርሺፕ) ጀሚሩ
Radio Erena: 25 December 2022
መንግስቲ ሶማል፣ ሜድያታት ሃገሩ ትሕዝቶታተን ናብ ህዝቢ ቅድሚ ምዝርገሐን፣ ንመንግስቲ ከፍልጣ ኣለወን ክብል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ንናይ ወጻኢ ማዕከናት ዜና ኣብ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ FRUD ዝጸንሑ ወተሃደራት ጂቡቲ ናጻ ኣውጺኡ
Radio Erena: 23 December 2022
ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ጂቡቲ ዝጸንሑ ወተሃደራት፣ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ናጻ ከምዝወጹ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ [...]
የመንን ሱዳንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 23 December 2022
ሱዳንን የመንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዝሕግዘን ኣፈናዊ መዘክር ፈሪመን።
ብሌተናል ጀነራል ሞሕሰን ኣል-ዳየሪ ዝተመርሐ ወተሃደራዊ ልኡኽ የመን፣ ኣብ ሱዳን ናይ ሓሙሽተ [...]
መርማሪት ጉጅለ ሕ.ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዕድመ ስልጣና ተናዊሑ
Radio Erena: 23 December 2022
ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት እትምርምር ጉጅለ፣ መራሒኣ መሓመድ ቻንደ ኦትማን ክኸውን መዚዙዎ።
ቆንስል ሰ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ክሽፈና ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ
Radio Erena: 22 December 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ምሽፋን ከምዘይክእላ፣ ንኮሚሽን ግምገማ ትምህርቲን ሞያዊ ስልጠናን ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
[...]
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 21 December 2022
ካብ 2019 ኣትሒዞም በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ክሳብ ጥሪ 2023 ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
እቲ ፕ [...]
ፕረዚደንት ሙሴቬኒ፣ ጽባቐ ኡጋንዳ ንምድናቕ ኣብ ትዊተር ዝለኣኾ ጽሑፍ፣ ስእሊ ናይ ኒው-ዚላንድ ጎቦታት ምጥቃሙ ተነቒፉ
Radio Erena: 21 December 2022
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ምስ ክሌማን ዕቃበ ኣከካብን ኣተሓሒዙ፣ 'ርዎንዜሪ' ንዝተባህለ እምባታት ከም ኣብነት ንምድናቕ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝለጠፎ ጽሑፍ፣ ስእሊ ኣብ ኒው-ዚላን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ስደተኛታት ብሕማቕ ኩነታት ኣሲራቶም ከምዘላ ኣመንስቲ ኢንተርናሽናል ኣቃሊሑ
Radio Erena: 20 December 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዛ በብእዋኑ ዝኣሰረቶም ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ ኣለዉ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 20 December 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ።
በቲ ኣብ 14 ን 17ን ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለየ ክልተ ከባቢታት ዞባ ሒርሻቤሌ ዝተኻየደ ደብዳብ 15 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብቴሌቪዥን ብቀጥታ ኣብ ዝመሓላለፍ ዝነበረ መደብ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ
Radio Erena: 20 December 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ኣብ ህዝቢ’ታ ሃገር መዛረ [...]