Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 91 92 93 94 95 385 930 / 3845
ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጊኒ፣ ብምጭዋይ ደቂ ሰብ ከሲሳቶ

ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጊኒ፣ ብምጭዋይ ደቂ ሰብ ከሲሳቶ

Radio Erena: 06 January 2023 መንግስቲ ስጳኛ፣ ወዱ ነቲ ን43 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቴዶር ኦብያንግ ባሳጎ፣ ብምጭዋይ ክልተ ስጳኛውያን ከምዝኸሰሶ፣ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋዜጣታት [...]
ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ትሽዓተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ትሽዓተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 January 2023 ኣብ ማእከላይ ሶማል፣ ዞባ ሒራን፣ ማሓስ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣልሸባብ ኣብ መኪና ነታጕ ብምጽዋድ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢ [...]
ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይደን

ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይደን

Radio Erena: 05 January 2023 ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ከምዘካየዳ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ሜጀር ጀነራል ዓባስ ከማል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ግ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደትኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ፣ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ

ስዊዘርላንድ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደትኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ፣ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 05 January 2023 ስዊዘርላንድ፣ ብመሰረት እቲ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝበጽሓቶ ስምምዕ፣ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ስደተኛታት ብህጹጽ ናይ ምቕባል መደብ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነቲ መደ [...]
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 05 January 2023 ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ዝተሃንደሰ ዕልዋ ከምዘፍሸለት ገሊጻ

ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ዝተሃንደሰ ዕልዋ ከምዘፍሸለት ገሊጻ

Radio Erena: 04 January 2023 ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ዝተሃንደሰ ዕልዋ ከምዘፍሸለት፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣዛዚ ተወርዋሪ እዚ፣ ጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ገሊጹ። እ [...]
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ረዲኤት ዝጸዓና 2779 ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ተገሊጹ

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ረዲኤት ዝጸዓና 2779 ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 January 2023 ድሕሪ'ቲ ኣብ 2 ሕዳር 2022፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተብጽሐ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲን ዘተ ንሰላምን መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ረዲኤት ዝጸዓና፣ 2779 ዓበይቲ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena:03 January 2023 ኣብ ሶማሊላንድ፣ ኣንጻር መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሓካይም ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቶም ተቓወምቲ፣ መ [...]
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

Radio Erena:03 January 2023 መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ። እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’  ኦሮሞ ፈደራሊስት  ኮንግረረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ

Radio Erena: 02 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
1 91 92 93 94 95 385 930 / 3845