Category: ኣህጉራዊ ዜና
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ
Radio Erena: 03 March 2023
ብሪጣንያ፣ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ኢራን፣ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ብሪጣንያ ብሓሙስ 2 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እታ ካብ ኢራን [...]
ውሕሃ ጻውዒት ኢትዮጵያ ክነጽግ ተሓቲቱ
Radio Erena: 02 March 2023
ልዕሊ 60 ዝኾኑ ዓለምለኻዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተፈጸመ ገበናት፡ ብነጻ ወጻእተኛ ኣካል ንኸይጸረ ዝገብሮ ዘሎ ዕንቅፋት ጸማም እዝኒ ክወሃቦ፡ [...]
ኣርጀንቲናዊ ኣጥቅዓይ ሊዮነል መሲ፡ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ
Radio Erena: 01 March 2023
ኣጥቅዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ፈረንሳዊት ክለፕ ፒ.ኤስ.ጂ.’ን ዝኾነ ሜሲ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ።
ብሰኑይ 27 ለካቲት ኣብ ከተማ ፓሪ [...]
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኸውን ሓገዝ ንቱርኪ ወፍያ
Radio Erena: 01 March 2023
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝውዕል ሓገዝ ንቱርኪ ከም ዝለኣኸት ተሓቢሩ።
ኣብ 6ተ ለካቲት ኣብ ዶባት ቱርክን ሶርያን ብዝተፈጥረ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊን 50 ሽሕ ሰባት [...]
ሱዳን ፈጣን ሓይልታት ምስ ሰራዊት መንግስቲ ከም ዘይዋጋእ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 February 2023
ሰራዊት ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ምስ ሰራዊት መንግስቲ ናይ ምውጋእ ዕላማ ከም ዘይብሉ፡ ምክትል ኣዛዚ ናይቲ ሓይሊ ዓብደርሒም ዳግሎ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ ብቀዳም 26 ለካቲት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፈር፣ ናጻ ናይ ንግዲን ሰብን ምንቅስቓስ ገና ምሉእ ብምሉእ ብዘይምትግባሩ፣ ኣብ ተመለስቲ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ከምዘሎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 28 February 2023
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ትግራይ ዝጀመረ ውግእ፣ ናብ ዞባታት ኣምሓራን ዓፈርን ድሕሪ ምስፍሑ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፈር፣ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ
Radio Erena: 27 February 2023
እቲ ሕብረት ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ቐይስ ሰይድ፤ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን 'ዓሌትና ክብርዙ ዝመጹ' ብምባል ብዝሃቦ መደረ፤ ቁጠዐ [...]
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም
Radio Erena: 27 February 2023
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም ከምዘለዉ ማዕከን ዜና ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ዝቐውም ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፤ኣባላ [...]
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ናይ ተተኮስቲ ፈኮስቲ ብረት ፍርያት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 February 2023
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ናይ ተተኮስቲ ፈኮስቲ ብረት ፍርያት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስትሪ ኣቐድም ኣቢሉ፣ ምስ ሓደ ትካል መፍረ ኣጽዋር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መዘክር [...]
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ
Radio Erena: 22 February 2023
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ከም ዘደስከሎ ሓቢሩ።
ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዝኾነት [...]