Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፡ ኣብ ጂዳ ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ተቛሪጹ
Radio Erena: 01 June 2023
ሰራዊት ሱዳን ካብቲ ምስ ፈጣን ሓይልታት፡ ኣብ ከተማ ጅዳ ከካይዶ ዝቐነየ ዘተ ከም ዝሰሓበ
ተፈሊጡ።
እቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዕዲ ዓረብን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኣቶም ወተሃደራውያን [...]
ናይጀርያ፣ ብሰንኪ ክሳራ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣገልግሎት ዘቛረጸ መንገዲ ኣየር ዳግም ክትጅምሮ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 30 May 2023
ናይጀርያ፣ ብሰንኪ ክሳራ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣገልግሎት ዘቛረጸ መንገዲ ኣየር፣ ዳግም ንምጅማር ትዳሎ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ መንገዲ ኣየር ንምጅማር፣ ምስ መንገዲ ኣየር ኢ [...]
ዳርፉር፣ ህዝቢ ጠበናጁ ክዓጥቕ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ፣ ሚኒ ሚናዊ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 30 May 2023
ኣብ ሱዳን፣ ከባቢ ካርቱም ዝተወልዐ ኵናት ናብ ካልእ ዞባታት እታ ሃገር ብዝልዓለ ከይግንፍል ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ዳርፉር ጠበናጁ ክዓጥቕ፣ ኣማሓዳሪ ሚኒ ሚናዊ ተማሕጺኑ።
[...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ወትሃደራታ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናብታ ሃገር ልኢኻ
Radio Erena: 30 May 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያል ወትሃደራት ኡጋንዳ ከምዝቐተለ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣረጋጊጹ።
ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ታሕታይ ሸቤሌ፣ ሰራዊት ኡጋንዳ ዓስኪርሉ ዝርከ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቴሌፎን ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተመልኪቱ
Radio Erena: 29 May 2023
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስቲ ምስ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይሉ ብዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 May 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ኣመንቲ ምስልምና ብዓርቢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን።
እቲ ካብ መስጊድ ኣንዋር፤ ኣዲስ ኣበባ፤ ከምዝተበገሰ [...]
ሱዳን፡ ወኪል ው.ሕ.ሃ. ካብ ሃገራ ክወጽእ ሓቲታ
Radio Erena: 28 May 2023
መራሒ ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሃገሩ ክወጽእ ሓቲቱ።
ኣል ቡርሃን ናብ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ወግዓዊ ስ [...]
ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር’ያ
Radio Erena: 28 May 2023
ሩስያ ንመንግስቲ ሶማል ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክትገብር ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
መንግስቲ ሶማል ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምድምሳስ ካልኣይ እብረ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፤ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክ [...]
ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ
Radio Erena: 26 May 2023
ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓፈሻ ልዕሊ 43 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ OCHA ኣፍሊጡ።
ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኵናትን ዕልቅልቕ፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋር [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣመሪካን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ
Radio Erena: 26 May 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣመሪካን፣ ካብ 23 ግንቦት ኣትሒዘን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢማራት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ እቲ ' [...]