Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑ የጠንቅቕ
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ብኢራን ከምዝድገፍ ዝንገረሉ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ናይ ሮኬትን ድሮናትን መጥቃዕቲ ከካይድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።
እቲ ብእምነት ምስልምና ሺዓ ዝም [...]
ሶማል፣ 100 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ትዘራረብ
Radio Erena: Friday, 03 November 2023
መንግስቲ ሶማል፣ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣብ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ – [...]
ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ይስራዕ
Radio Erena:Thursday, 02 November 2023
ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎታት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ከምዝስራዕ መርበብ ሓበሬታ ማሪን ሎጂስቲክስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ።
ወደብ ጂቡቲ ምስ ከም በዓል ደ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ
Radio Erena:Thursday, 02 November 2023
ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልት ወትሃደራውያን ጉጅለታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ኣብ ዳርፉር ዓበይቲ ዓወታት ከምዝተጎና [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ [...]
ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 31 October 2023
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ ናይ ኬንያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ክቕተሉ እንከለዉ ኣርባዕተ ድማ ከምዝቖሰሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: Monday, 30 October 2023
ኣብ መንጎ ክልተ ክልተ ጀነራላት ሱዳን፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሰላማዊ መዕለቢ ክግበርሉ ኣብ ከተማ ጅዳ - ስዑዲ ዓረብ ዳግማይ ዝርርብ ጀሚሩ::
እቲ [...]
ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ
Radio Erena: Monday, 30 October 2023
ኬንያ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፣ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ናብ ሃገራ ከኣትዉ ከምእትፈቅድ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ::
ፕርዚደንት [...]
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ትሰጋገር
Radio Erena: Friday 27 October 2023
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ኣንጻር ሓማስ ኣብ ጋዛ ንምእታው፣ ናይ ፈተነ ኣጋር ሰራዊት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ዘጋርድያን ሓቢራ።
እዚ ድማ ንዝያዳ [...]
ቁጽሪ ተመዛበልቲ ሰባት ፣ ብደረጃ ዓለም 114 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: Friday 27 October 2023
ኣብ መላእ ዓለም ቁጽሪ ካብ መንበሪኦም ብግዴታ ተመዛቢሎም ዝነብሩ ሰባት ልዕሊ 114 ሚልዮን ከምዝኾነ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ብረቡዕ 25 ጥቅምቲ ኣፍሊጡ።
እዚ ድማ [...]