Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 379 380 381 382 383 390 3810 / 3894

ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

         ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኣሶሼትድ ፕረስ ገሊጹ። ኣብቲ ብሓሙስ ኣብ ሓደ መደበር ፖሊስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ነታጒ ዝጸዓነት መኪና ናብ ቀጽሪ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 29 June 2017 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ብ26 ሰነ ናብ ሞስኮ ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ [...]
ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ሰጉጓ

ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ሰጉጓ

Radio Erena: 23 June 2017 ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ንግስነት ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ሰጉጉ። ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ትሰጉግ ዘላ፣ ኣብ ስደት፣ ኣብ ሪያድ ዝ [...]
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ቀዳማይ ወራሲ ዓራት ንዝነበረ ወዲ ሓዉ ብምእላይ ብወዱ  ተኪእዎ

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ቀዳማይ ወራሲ ዓራት ንዝነበረ ወዲ ሓዉ ብምእላይ ብወዱ ተኪእዎ

Radio Erena: 23 June 2017 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ቀዳማይ ወራሲ ዓራት ንዝነበረ ወዲ ሓዉ ብምእላይ፣ ብወዲ 31 ዓመት ወዱ መሓመድ ቢን ሳልማን ተኪእዎ። እቲ ንጉስ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ብጥዕና ተዳኺሙ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ወሽመጥ ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚሪሑ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ወሽመጥ ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚሪሑ

Radio Erena: 22 June 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚርሑ። እቲ ፕረዚደንት ብ20 ሰነ ናብ ጀዳ ድሕሪ ምእታው ምስ ንጉስ ሳልማን ብም [...]
ኣብ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ

ኣብ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 16 June 2017 ኣብ ብሪጣንያ፣ ከተማ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ብሰሉስ 13 ሰነ ኣብ ማእከል ለንደን፣ ኣብ ዝርከብ በ [...]
ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ትሰማማዕ

ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ትሰማማዕ

Radio Erena: 16 June 2017 ምስ ሃገራት ዓረብ ኣብ ምስሕሓብ እትርከብ ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ኣብ ስምምዕ በጺሓ። እታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐት ዝሕበር ዘሎ፣ ብሚኒስተ [...]
ብሪጣንያን ኣመሪካን ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታተን የጠንቅቓ

ብሪጣንያን ኣመሪካን ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታተን የጠንቅቓ

Radio Erena: 15 June 2017 ብሪጣንያ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታት ልዑል ጥንቃቐታት ክገብሩ ብሰሉስ 13 ሰነ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ተማሕጺና። እታ ሃገር ነዚ መጠንቀቕታ ተቕርብ ዘላ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሃንደበት ኢንተርነት [...]
ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ኣተሓሳሲባ

ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ኣተሓሳሲባ

Radio Erena: 13 June 2017 ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ብምትሕስሳብ፣ ገበርቲ ሰናይ ህጹጽ ረዲኤት ከበርክታ ጸዊዓ። እታ ሃገር፣ ናይ ሓደ ወርሒ ህጹጽ መግቢ ጥራይ ከምዘለዋ ብምዝ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ማልያ ባርሴሎና ንዝወድዩ ዜጋታታ ክሳብ 15 ዓመት ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

ስዑዲ ዓረብ፣ ማልያ ባርሴሎና ንዝወድዩ ዜጋታታ ክሳብ 15 ዓመት ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

Radio Erena: 13 June 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝመራሒተን ሓያሎ ሃገራት ዓረብ፡ “ቀጠር ምስ ግብረሽበራውያን ምትእስሳር ኣለዋ።” ብዝብል ክሲ ምስ’ታ ሃገር ዝነበረን ዝምድና ድሕሪ ምብታኸን፡ ማልያ ስጳኛዊት ክለብ ባርሴሎ [...]
1 379 380 381 382 383 390 3810 / 3894