Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 368 369 370 371 372 385 3700 / 3849
ኡጋንዳ፣ ምምሕያሽ ዕድመ ፕረዚደንት ኣብ ዘካትዓሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ኣንጻሩ ንዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ኣጊዱ

ኡጋንዳ፣ ምምሕያሽ ዕድመ ፕረዚደንት ኣብ ዘካትዓሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ኣንጻሩ ንዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ኣጊዱ

Radio Erena: 22 September 2017 ፖለቲከኛታት ኡጋንዳ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ሰፊሩ ንዘሎ ዕድመ ፕረዚደንት ምምሕያሽ ክግበረሉ ኣብ ዝብል ነጥቢ ይካታዓሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ እታ ሃገር ኣንጻር እቲ መደብ ክካየድ ዝተወ [...]
ሶማላውያን ስደተኛታት ካብ የመን ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ተጀሚሩ

ሶማላውያን ስደተኛታት ካብ የመን ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ተጀሚሩ

Radio Erena: 21 September 2017 ኣብ የመን ዝርከቡ ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝተጀመረ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - UNHCR ኣፍሊጡ። ብኵናት ኣብ እትሕመስ ዘላ የመን ልዕ [...]
ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ሮበርት ሙጋቤ ክቕየር’ዩ

ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ሮበርት ሙጋቤ ክቕየር’ዩ

Radio Erena: 21 September 2017 ኣብ ዚምባብዌ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሃራረ፣ ስሙ ናብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሮበርት ሙጋበ ክቕየር ምዃኑ በዓል መዚ ኣቭየሽን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 24 ነፈርቲ ውግኣት ንምሽማት ትሰማማዕ

ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 24 ነፈርቲ ውግኣት ንምሽማት ትሰማማዕ

 Radio Erena: 19 September 2017 ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን እትርከብ ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 'ዮሮ ታይፉን' ዝዓይነተን 24 ነፈርቲ ውግእ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ተሓቢሩ። ብሪጣንያ ኣቐዲማ'ውን ኣስ [...]
ደ.ሱዳን ንናጻ ምንቅስቓስ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ነጺጋቶ

ደ.ሱዳን ንናጻ ምንቅስቓስ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ነጺጋቶ

Radio Erena: 17 September 2017 ህዝብታት ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ ብዘይቪዛ ክንቀሳቐሱ ዘፍቅድ እማመ፣ ደቡብ ሱዳን ከምዝነጸገቶ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ ማለት ኢጋድ፣ ንጽላታት [...]
ግጭት ሓይልታት ጸጥታ ሶማል ምስ ዕጡቓት ጉጅለታት ይቕጽል

ግጭት ሓይልታት ጸጥታ ሶማል ምስ ዕጡቓት ጉጅለታት ይቕጽል

Radio Erena: 17 September 2017 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ሶማልያ ኣንጻር ዕጡቓት ጉጅለታት ኣብ ዘካየድዎ ግጭት ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። እቲ ብቀዳም ዕለት 16 መስከረም ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተኻየደ ግጭ [...]
ሞርጋን ስቫንጊራይ፣ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ

ሞርጋን ስቫንጊራይ፣ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ

Radio Erena: 17 September 2017 ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ምዝገባ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ምንቅስቓስ ንደመክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ከምዘሎ ሺን ሁዋ፣ ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝተጓሃሃረ ግጭት  ኣብ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝተጓሃሃረ ግጭት ኣብ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

Radio Erena: 14 September 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ኣብ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተገሊጹ። እቲ ብዋንነት መሬት ካከይድ ዝጸንሐ ምስሕሓባት ኣብ መንጎ [...]
ወራስ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ስዑዲ ዓረብ ናብ እስራኤል ምስጢራዊ ምብጻሕ  ፈጺሙ

ወራስ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ስዑዲ ዓረብ ናብ እስራኤል ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 14 September 2017 ወራሲ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ንግስነት ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳል ማን ኣብ እስራኤል ምስጢራዊ ዑደት ከምዘካየደ ማዕከናት ዜና እስራኤል ኣቃሊዐን። መሓድ ቢን ሳልማን ኣብቲ ዝሓለፈ [...]
ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን

ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 12 September 2017 ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ብመንግስቲ ግብጺ እትሕተም ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ገሊጻ። እቲ ልምምድ፣ ኣብ ፓራ ኮማንዶ ዘድሃበ ኮይኑ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ'ዩ፣ ኣብ ሩስ [...]
1 368 369 370 371 372 385 3700 / 3849