Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 365 366 367 368 369 390 3670 / 3894
ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ይገብራ ምህላወን ተገሊጹ

ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ይገብራ ምህላወን ተገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2017 ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ዝኸተምኦ ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ኣብ ግብሪ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስተር ምክልኻል ጅቡቲ ዓሊ ባሕዶን ሓቢሩ። ሚኒስተር ምክልኻል ጅቡቲ ኣብቲ ምስ ሻርቕ ኣልውሰጥ ዘ [...]
ቀጠር ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ሶማል ለጊሳ

ቀጠር ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ሶማል ለጊሳ

Radio Erena: 30 November 2017 ቀጠር ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ሶማል ከምዝለገሰት ተሓቢሩ። እቲ ሓገዝ፣ ኣብ ምህናጽ ስትራቴጅያውያን ጽርግያታት ምሕዳስ ቤት መንግስትን ምምዕባል መደባት ትምህርትን ክውዕል ተ [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ንመራሒ ናይቲ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ናይ ኣዕራብ ምልሻ ከምዝኣሰሮ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ሱዳን፣ ንመራሒ ናይቲ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ናይ ኣዕራብ ምልሻ ከምዝኣሰሮ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 29 November 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ንመራሒ ናይቲ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ናይ ኣዕራብ ምልሻ ከምዝኣሰሮ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ሌተናንት ጀነራል ዓሊ መሓመድ ሳልም ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ መራሒ ናይቲ ኣብ [...]
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ እዩ

ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ እዩ

Radio Erena: 26 November 2017 ሓሙሻይ ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣብ ኣይቮሪኮስት ከተማ ኣቢጃን ክካየድ እዩ። እዚ ንዕለት 29ን 30ን ሕዳር ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ፣ መቐጸልታ ናይቲ 10 ዓመታት [...]
ሮበርት ሙጋበን በዓልቲ ቤቱን 10 ሚልዮን ዶላር ጉኖዖ ክወሃቦም’ዩ

ሮበርት ሙጋበን በዓልቲ ቤቱን 10 ሚልዮን ዶላር ጉኖዖ ክወሃቦም’ዩ

Radio Erena: 26 November 2017 ን37 ዓመታት ንዚምባብወ ዝመርሐ ሙጋበ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምውራዱ፣ ኤመርሰን ምናንጋጓ ሓድሽ ፕረዚደንት ብምዃን ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ሓላፊ ጸጥታ እንከሎ ሓያሎ ገበናት ከምዝፈጸመ ዝንገረሉ ኤመ [...]
ሱዳን ካብ ማዕቀብ ባይቶ ጸጥታ ንምድሓን ደገፍ ሩስያ ሓቲታ

ሱዳን ካብ ማዕቀብ ባይቶ ጸጥታ ንምድሓን ደገፍ ሩስያ ሓቲታ

Radio Erena: 26 November 2017 ሱዳን ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክመጻ ንዝኽእል ማዕቀብ ንምቅዋም ደገፍ ሩስያ ከምዝሓተተት ተገሊጹ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሩስያ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣብ ዝ [...]
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናይ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ክትገብር ምዃና ተገሊጹ

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናይ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ክትገብር ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 24 November 2017 ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናይ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ክትገብር ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ፕረዚደንት ቻይና ዢፒንግ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 24 November 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ ሓሙስ 23 ሕዳር ናብ ሩስያ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላ [...]
ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምስንባቱ ምክትሉ ነበር ኤመርሰን ምናንጋዋ ክትክኦ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምስንባቱ ምክትሉ ነበር ኤመርሰን ምናንጋዋ ክትክኦ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 23 November 2017 ን37 ዓመታት ንዚምባብዌ ዝመርሐ ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ብ21 ሕዳር ብወግዒ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምስንባቱ፣ ንኣስታት ክልተ ቅነ ኣብ ስደት ዝጸንሐ ምክትሉ ነበር ኤመርሰን ምናንጋዋ ክትክኦ [...]
ርዋንዳ፣ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ብዘይቪዛ ክኣትዉ ትፈቅድ

ርዋንዳ፣ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ብዘይቪዛ ክኣትዉ ትፈቅድ

Radio Erena: 21 November 2017 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ካብ ኩለን ሃገራት ናብታ ሃገር ንዝበጽሑ ገያሹ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ዝፈቅድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ መንግስቲ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ዓለም ብዘይቪዛ ክኣትዉ ዝፈቕደሉ ዘሎ [...]
1 365 366 367 368 369 390 3670 / 3894