Category: ኣህጉራዊ ዜና
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ
Radio Erena: 21 June 2018 20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዛ ዕለት ትዝከር ዘላ፣ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 629 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከ [...]
ኣመሪካ፣ C-130E ዝዓይነታ ወትሃደራዊት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ንኢትዮጵያ ለጊሳ
Radio Erena: 19 June 2018 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣስታት 11 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኣ፣ C-130E ሄርኩለስ ዝዓይነታ ወትሃደራዊት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓገዝ ሂቡ። እታ ኣብ ምጉዕዓዝ ወትሃደራትን ንብረትን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሞት ዝተፈርዱ 40 እሱራት ብምሕረት ፈቲሖም
Radio Erena: 19 June 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሞት ዝተፈርዶም 40 እሱራት ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ሰባት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምሕረት ምፍትሑ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቲ መንግስቲ፣ ነዞም ቅትለት ዝርከቦ ዝ [...]
ናብ ኤርትራ ኣዝያ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ይቕጽል
Radio Erena: 17 June 2018 ናብ ኤርትራ ኣዝያ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። ኣብዚ ብቀዳም 16 ሰነ ዝወዓለ ኲናት፣ ብስዑዲ ዓረብን መ [...]
ሱዳንን ግብጽን ዝምድነአን ንምሕያል ይጽዕራ
Radio Erena: 17 June 2018 ላዕለዎት ሰበስልጣን ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ካርቱም ክራኸቡ ምዃኖም፣ ካብ ሱዳን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣምባሳደር ግብጺ ኣብ ሱዳን ዑስማን ሻልቱት ንጋዜጠኛታት [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዒላታት ነዳዲ ብሓባር ንምብርባሩ ይዝትያ
Radio Erena: 15 June 2018 ሱዳን፣ ኣብቲ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ሄግሊግ ዝርከብ ዒላታት ነዳዲ ዳግም ንፍርያት ምብቅዑ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘተ ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ ሚኒስተር ነዳዲ ኣዝሃሪ ዓብዱልቃድር ዓብደላ ዝ [...]
ኢጣልያን ፈረንሳን ብጉዳይ ስደተኛታት ይሰሓሓባ
Radio Erena: 14 June 2018 ኢጣልያ፣ ልዕሊ 600 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ናብ ገማግም ባሕራ ከይትጽጋዕ ድሕሪ ምኽልካላ፣ መንግስቲ ፈረንሳ ንዝሃቦ ነቐፌታ ኮኒና። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ፣ ንኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ [...]

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ትሓትት
Radio Erena: 14 June 2018 ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ንኽወሃባ ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ። ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ሱዳን ቭላድሚር ጊልቶቭ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ንማዕከን ዜና 'ስፑትኒክ' ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ መንግስታት [...]
ግብጺ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ተፈቲሖም
Radio Erena: 12 June 2018 ግብጺ ብዝተፈላለየ ገበናት ኣሲራቶም ዝጸንሐት 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ከምዝፈትሐት ኣፍሊጣ። እታ ዓረባዊት ሃገር፣ ነቶም 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ትፈትሕ ዘላ ከም መርኣያ ጽቡቕ ድሌት ናይ [...]
ሶማል፣ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ተቐቲሉ፣ ኣርባዕተ ቆሲሎም
Radio Erena: 12 June 2018 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ፍሉይ ወትሃደራዊ ስርሒት ሓደ ወትሃደራ ክቕተል እንከሎ ኣርባዕተ ከኣ ከምዝቖሰሉ ንኣዘዝቲ ሰራዊት እታ ሃገር ብምጥቃስ ወትህደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ብዓ [...]