Category: ኣህጉራዊ ዜና

መጥቃዕቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ይቕጽል
Radio Erena: 03 February 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል እተካዪዶ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ብዝለዓለ ናህሪ ትቕጽሎ ኣላ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዓርቢ፣ ካብ ከተማ ሞቓድሾ 45 ኪሎሜተር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ [...]

ሃገራዊ ድሕነት ሱዳን፣ ሃገራዊ ድሕነት ስዑዲ ዓረብ’ዩ ክብል ንጉስ ሳልማን ገሊጹ
Radio Erena: 01 February 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጎኒ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽሪ ከምዘላ መግለጺ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካቢነ ሚኒስተራት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰሉስ 29 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ [...]

ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ጀርመን፣ ብሰንኪ ምብልሻው ነፋሪት ዑደቱ ተናዊሑ
Radio Erena: 31 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ጀርመን ፍራንክ ቫልተር ስተይንሚየር፣ ብሰንኪ ምብልሻው ነፋሪት ዑደት ከምዝተናውሐ ተፈሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብታ ሃገር ናይ ኣርባዕ [...]

የመን፣ ኣብ ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይፈርስ ተሰጊኡ
Radio Erena: 30 January 2019 መንግስቲ የመንን ሑቲን፣ ኣብ ጉዳይ ወደብ ሖደይዳ ዝበጽሕዎ ስምምዕ ከይፈርስ ስግኣት ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ ትሕቲ ተቖጻጻሪ ኣ [...]

ዚምባብዌ፣ ዕዳጋታት ብዶላር ኣመሪካ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 30 January 2019 ብዝቕባበን ቁጠባዊ ቅልውላውን እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ ካብ 1 ለካቲት ጀሚሩ፣ ዕዳጋታት ብዶላር ኣመሪካ ክካየድ ፈቒዳ። እታ ሃገር፣ ብሰንኪ ዝቕባበ ካብ 2009 ኣትሒዙ ካብ ዕዳጋ ተኣልዩ ንዝ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 29 January 2019 ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ከም ሓድሽ ዝቐውም ዘሎ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ላዕለዎት ወትሃደራውያን መኮንናት ኢትዮጵያ፣ [...]

ሱዳን፣ ሰራዊትን ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን፣ ሓድሕዳዊ ግጭት ኣካይዶም
Radio Erena: 29 January 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ሰራዊት ምስ ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ድሕሪ ዘካየድዎ ግጭት፣ ሓደ ሰብ ከምዝተቐትለ ተገሊጹ። እቲ ዝተቐትለ ሰብ፣ ኣባል ሃገ [...]

ፕረዚደንት ነበር ሸኽ ሸሪፍ ሸኽ ኣሕመድ፣ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 29 January 2019 ካብ 2009 ክሳብ 2011 ፕረዚደንት ሶማል ኮይኑ ዘገልገለ፣ ሸኽ ሸሪፍ ሸኽ ኣሕመድ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክሳተፍ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር እስላማዊ መጋብኣያ [...]

ኣንጻሩ ህዝባዊ ናዕቢ ዝካየድ ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን፣ ናብ ግብጺ ይበጽሕ
Radio Erena: 28 January 2019 ኣንጻሩ ህዝባዊ ናዕቢ ዝካየድ ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ትማሊ ሰንበት 27 ጥሪ፣ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ [...]

ህንዲ፣ ንፕረዚደንት ጅቡቲ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ማዳልያ ሸሊማ
Radio Erena: 28 January 2019 መንግስቲ ህንዲ፣ ንፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ማዳልያ ከምዝሸለሞ ማዕከናት ዜና ህንዲ ሓቢረን። እቲ "ፓዳማ ቪብሁሻን" ዝተሰምየ፣ ኣብ ረብሓ ህንዲ ፍሉይ ኣበርክቶ [...]