Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 223 224 225 226 227 387 2250 / 3870
ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ምምይያጠን ንግብጺ ኣሻቒሉ

ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ምምይያጠን ንግብጺ ኣሻቒሉ

Radio Erena: 24 December 2020 ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ምክያደን፣ ንመንግስቲ ግብጺ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን። ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዝዘተያ፣ ብኣማኻ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 23 December 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ናይቲ ክልል'ውን ብጅምላ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ሬ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ናብ ዝተጎሃሃረ ኵናት ሰራዊት ልኢኻ

ርዋንዳ፣ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ናብ ዝተጎሃሃረ ኵናት ሰራዊት ልኢኻ

Radio Erena: 23 December 2020 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተጎሃሃረ ኵናት፣ ሰራዊት ልኢኹ። ርዋንዳ ናብታ ሃገር ሰራዊታ ትልእኽ ዘላ፣ ድሮ ንሓያሎ ከተማታት ማእከላይ ሪፖብሊክ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምምልካት ዶብ ዘትየን

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምምልካት ዶብ ዘትየን

Radio Erena: 23 December 2020 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምምልካት ዶብ ዘተኮረ ዘተ ምክያደን ሚኒስተር ዜና እታ ሃገር ፈይሰል መሓመድ ሳልሕ ሓቢሩ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ [...]
ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ

ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ

Radio Erena: 23 December 2020 ኣብ ትግራይ፣ ሽረን ከባቢኡን ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ካብቲ ከባቢ ኣረጋጊጾም። ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገኑ [...]
ሶማል፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ጀነራል ዝርከቦም ሓያሎ ወትሃደራውያን መኮንናት ተቕቲሎም

ሶማል፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ጀነራል ዝርከቦም ሓያሎ ወትሃደራውያን መኮንናት ተቕቲሎም

Radio Erena: 22 December 2020 ኣብ ሶማል፣ ዞባ ጋልካዮ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቅዕቲ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ ተገሊጹ። ህዝቢ ነቲ ናብ ስልጣን ካ [...]
ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት ሳሶ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት ሳሶ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ምርጫ ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 22 December 2020 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሓደ ዝኾነ፣ ፕረዚደንት ኮንጎ ብራዛቪል፣ ደኒ ሳሶ ንጌሶ፣ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ኣብ ዝካየድ ምርጫ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ ናዕብን ተቛውሞን ኣብ ዝሕይለሉ ዘሎ እዋን፣ ንወዱ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይልታት ክኸውን ደጊሙ ሸይምዎ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ ናዕብን ተቛውሞን ኣብ ዝሕይለሉ ዘሎ እዋን፣ ንወዱ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይልታት ክኸውን ደጊሙ ሸይምዎ

Radio Erena: 21 December 2020 ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ፣ ምቅይያራት ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ንሓያሎ ኣዘዝቲ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ሱዳን ገሊጸን። እዚ ሓድሽ ወጥሪ፣ እቲ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝነበረ ብምልሻ ዝቖመ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብቲ ዶባት ክተኣኻኸብ ብምጅማሩ ከምዝተፈጥረ ተ [...]
ሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

ሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዎ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን። እቲ እንኳኣየነው መሰለ ዝተባህለ ሓላፊ ምልሻ፣ ኣብ ባዕከር፣ ሑመራን ቃፍታን ዝበሃል ከባቢታት ኣብ ልዕ [...]
1 223 224 225 226 227 387 2250 / 3870