Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሰራዊት መንግስታት ኡጋንዳን ኮንጎን፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ናይ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ብሓባር ከጥቅዑ’ዮም
Radio Erena: 13 May 2021
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብምስላፍ፣ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር፣ ሰሜን ኪቩ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ሰራዊታ ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ ኮንጎ ኣፍሊጡ።
[...]
ሱዳን፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም
Radio Erena: 13 May 2021
ኣብ ሱዳን፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብ12 ግንቦት፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኻየደ ሰለ [...]
ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ
Radio Erena: 13 May 2021
ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ዑቕባ ንምሕታት፣ ኣብ ግዝያዊ መጽንሒታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ኣብ ልዕሊኦም ሓይሊ ዝተሃወሶ ዓመጽን ኣካላዊ ጎነጽን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ምግሃስ መሰላት ክካየድ ከምዝጸንሐ [...]
ሱዳን ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፉ ኢትዮጵውያን ወትሃደራት ዓቐበቲ ሰላም፣ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ተላኢኾም
Radio Erena: 13 May 2021
ኣብ ሱዳን ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፉ 10ታት ኢትዮጵውያን ወትሃደራት ዓቐበቲ ሰላም፣ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተላእኩ ሰበ ስልጣን ሱዳን ኣረጋጊጾም።
14 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 12 [...]
ኬንያ፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረታታት ደው ኣቢላ
Radio Erena: 13 May 2021
ኬንያ፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ብምሉኡ ደው ኣቢላቶ።
እታ ሃገር ነዚ ስጉምቲ ትወስድ ዘላ፣ ሳልስቲ ድሕሪ'ቲ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ብ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጦም
Radio Erena: 11 May 2021
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምይይጥ ኣካይዶም።
ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ [...]
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ፍጡር ግዜ ከይገብሩ ድሕሪ ምኽልካሉ፣ ንዝተላዕለ ዕግርግር ይቕሬታ ሓቲቱ
Radio Erena: 10 May 2021
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ጾመ ረሞዳን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና፣ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ፍጡር ግዜ ከይገብሩ ድሕሪ ምኽልካሉ፣ ብሰንበት 09 ግንቦት ንዝተላዕለ ናዕብን ዕግርግ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንባይቶ እታ ሃገር በቲኑ
Radio Erena: 10 May 2021
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንባይቶ 'ታ ሃገር በቲኑ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 9 ግንቦት ኣትሒዙ፣ ነቲ ፓርላማ ዝበተነሉ ምኽንያት፣ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ዝተኸተመ ስ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሙሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ንዘይመልአ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ቀይሩ
Radio Erena: 10 May 2021
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናጸንከረ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንግዝያዊ ኣምሓዳሪ ናይቲ ክልል ከምዝቐየሮ ተገሊጹ።
ኣብ 4 ሕዳር 2020 ድሕሪ ዝተወልዐ ኵና [...]
ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ
Radio Erena: 10 May 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተጠርጢሮም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ።
[...]