Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 177 178 179 180 181 386 1790 / 3855
ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

Radio Erena: 04 October 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ክታበት ጸረ ኮቪድ ድሕሪት ተሪፈናሉ ኣብ ዘለዋ እዋን፣ ሲሸልስን ሞሪሸስን ልዕሊ 60% ካብ ህዝበን ክኽተብ ከምዝኸኣለ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። ኣብዚ እ [...]
ኣብ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ‘ሕቡራት ሃገራትን ነርወይን’ ተኻይዱ

ኣብ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ‘ሕቡራት ሃገራትን ነርወይን’ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 October 2021 ብሕቡራት ሃገራትን ነርወይን ዝተማእከለ፣ ብዛዕባ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ30 መስከረም ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገ [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም’

‘ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም’

Radio Erena: 03 October 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ዞባታት መተከልን ካማሺን፣ ብውህዱ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣቃሊሑ። እቶም ካብ 21 መስከረም [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

Radio Erena: 02 October 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 2 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ብብሄረ ኦሮሞ ዓመታዊ ዝካየድ በዓል ኢረቻ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ

Radio Erena: 01 October 2021 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተዋህለለ ዕዳ ንኽቓለለላ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ብኣለቃሕቲ ሃገራትን ፊናንስያውይን ትካላትን ዝቖመ ኮሚተ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ኣሕመድ [...]
ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ዝካየድ ንግዳዊ ልውውጥ ኣስታት 140 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ዝካየድ ንግዳዊ ልውውጥ ኣስታት 140 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 01 October 2021 ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ክካየድ ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሸውዓተ ኣዋርሕ፣ ናይ40% ዕብየት ከምዘርኣየ ተገሊጹ። ኣብዛ ገና ዘይተዛዘመት ዓመተ 202 [...]
‘ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ኣስታት 40 ሚልዮን ዶላር ተጠፋፊኡ።’ ሕ/ሃ

‘ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ኣስታት 40 ሚልዮን ዶላር ተጠፋፊኡ።’ ሕ/ሃ

Radio Erena: 01 October 2021 ካብ 2018 ኣትሒዙ፣ ካብ ካዝና ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ዶላር ከምዝተጠፋፍአ ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ [...]
‘ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ዓጸቦ ሰብ ዘምጽኦ ስለዝኾነ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክፍውሶ ይኽእል’ዩ።’ ክብል ኮሚሽነር ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

‘ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ዓጸቦ ሰብ ዘምጽኦ ስለዝኾነ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክፍውሶ ይኽእል’ዩ።’ ክብል ኮሚሽነር ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 30 September 2021 ኣብ ትግራይ፣ ንኣዋርሕ ዝቐጸለ ከበባ፣ ረዲኤት ንዝጸዓና መካይን ከይንቀሳቐሳ ዓጊቱ ከምዘሎ ኮሚሽነር ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፍትስ ገሊጹ። ንሱ ምስ ሮይተ [...]
‘ካርቱም፣ ዕጡቓት ዳዒሽ ንምህዳን ኣብ ዝተኻየደ ስርሒት፣ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም።

‘ካርቱም፣ ዕጡቓት ዳዒሽ ንምህዳን ኣብ ዝተኻየደ ስርሒት፣ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም።

Radio Erena: 30 September 2021 ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም፣ ዕጡቓት ዳዒሽ ንምህዳን ኣብ ዝተኻየደ ስርሒት፣ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ ከምዝተቐትሉ፣ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን እታ ሃገር ገሊጹ። ኣብቲ ብሰሉ [...]
1 177 178 179 180 181 386 1790 / 3855