Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ኣቢሉ
Radio Erena: 12 December 2021
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢታት ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ከምዘበሎ ገሊጹ።
እቲ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዘ [...]
ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጸዊዑ
Radio Erena: 12 December 2021
ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ኣብዚ ብተኸታታሊን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ማሕበረሰብ ዓለም [...]
Sudan: The Return of Alkaizan
Radio Erena: 10 December 2021
By Fathi Osman
It is an open secret that Alkaizan are preparing for a forceful return to power in Khartoum. “K [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቱርኪን ይበጽሕ
Radio Erena: 10 December 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉ ተኽእሎታት ብዝምልከት ንምምይያጥ ናብ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 10 December 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ መብጽዓ መሰረት፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ እገዳ ኣንቢሩ
Radio Erena: 09 December 2021
ኣመሪካ፣ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መስላት ተተሓሒዙ፣ ኣዛዚ ወትሃደራዊ ስለያ ኡጋንዳ፣ ሜጀር ጀነራል ኣቤል ካንዲሆ ንዝርከቦም ዝርከቦም መኮንናት ከምዘንበረት ተገሊጹ።
እቲ ብክፍሊ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያ ኣዘዝቲን ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕረ-ኵናት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ዘትዮም
Radio Erena: 09 December 2021
25 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲን ሰበ ስልጣንን ደቡብ ሱዳን፣ ድሕሪ ግጭት ኣብ ዝህሉ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም፣ ህንጸትን ምርግጋእን ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ተመያይጦም።
ንሳቶም [...]
መራሕቲን ሰበ ስልጣን ሶማል፣ እታ ሃገር ኣንጸላልዩዋ ንዘሎ ደርቂ ንምምካት፣ ሚልዮናት ዶላር ወፍዮም
Radio Erena: 08 December 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሑሰን ሮብለ፣ ኣብታ ሃገር ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደገኛ ደርቂ ንምምካት፣ ሓደ ሚልዮን ዶላር ከምዝወፈየ ተገሊጹ።
መንግስቲ ሶማል ሓደ ሚልዮን፣ ቤት ምኽሪ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ዝኸተሙ ወገናት ትግባረኡ ይጠልቡ
Radio Erena: 08 December 2021
ንምብራቕ ሱዳን ብምውካል፣ ኣብ ጁባ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ዝኸተሙ፣ መራሕቲ ቀቢላታትን ምንቅስቓሳታን፣ ብዝቐልጠፈ ክትግበር ጸዊዖም።
እቶም ብምትእኽኻብ ምብራቕ ሱዳን ዝ [...]
ኣመሪካ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ብሄር ዝፈለየ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን
Radio Erena: 08 December 2021
ኣመሪካ፣ ካናዳ፣ ብሪጣንያ፣ ኣውስትራልያ፣ ደንማርክን ኔዘርላንድስን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝፍጽሞ ዘሎ ብሄር ዝፈለየ ጃምላዊ ማእሰርቲ፣ ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን።
እዘን ሃገራት [...]