Category: ኣህጉራዊ ዜና
ወተሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ሑቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቶም
Radio Erena: 03 January 2022
ወተሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ዝበዝሐ ክፋል’ታ ሃገር ተቖጻጺሩ ዘሎ ሑቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈነዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ።
ኣብዚ ክልቲኦም ሓይልታት ተዳኺሞም ከምዘለዉ ዝ [...]
ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም
Radio Erena: 02 January 2022
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2019 ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉ ኮሮና ቫይረስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብምንባሩ ተመራመርቲ ኣብ ልዕሊኡ ድሕሪ ዝገበርዎ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንህዝባዊ ናዕቢ ብዝምልከት መደባት ኣብ ልዕሊ ዘዳለዋ ማዕከናት ዜና መጥቃዕቲ ኣውሪዶም
Radio Erena: 02 January 2022
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንህዝባዊ ናዕቢ ብዝምልከት መደባት ኣብ ልዕሊ ዘዳለዋ ማዕከናት ዜና መጥቃዕቲ ኣውሪዶም።
እቶም ፍሉያት ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ኣል-ዓረቢያ፣ ኣል-ሓ [...]
ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ
Radio Erena: 31 December 2021
ኢትዮጵያ ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ ባይቶ እታ ሃገር ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ።
ፈደራላዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ብረቡዕ 29 ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ፋርማጆ ጸቕጢ ትገብር
adio Erena: 31 December 2021
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ምዕራግ ክቑጠብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸቕጢ ገይራ።
ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሞሊ ፊ ናብ ፕረዚደንት ፋርማጆ ኣብ ዘመ [...]
ኬንያ፡ ኡሁሩን ብሊንከንን ብጉዳይ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተዘራሪቦም
Radio Erena: 30 December 2021
ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ጸሓፊ ወጻኢ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከንን ብጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ሶማልያን ተዘራሪቦም።
ክልቲኦም ሰበ ስልጣን ብተሌፎን ኣ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ 40 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ኣብ ናይ ምጉሓፍ ሓደጋ
Radio Erena: 30 December 2021
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ናይጀርያ ሓደ ሚልዮን ክታበት ኮቪድ-19 መዓልቱ ስለ ዝሓለፎ ድሕሪ ምጉሓፋ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ውን ብተመሳሳሊ ኣስታት 40 ሚልዮን ክታበት ክጉሕፋ ተኽእሎ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም
Radio Erena: 29 December 2021
ፕረዚደንታዊ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ማለት ኣብ መንጎ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝግበር ንምዕባለን ምኽፋት ዕድላትን ባብ ዝኸፍት ናይ ንግዲ [...]
ዳር ኣል-ኢፍታ ግብጺ፡ ኣብ ትሕቲ ሕግታት ሸሪዓ በዓላት ልደተ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን ክኽበር ፍቑድ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 29 December 2021
ኣውራ ሕጋዊ እስላማዊ ኢንስቲቱት ግብጺ ዳር ኣል-ኢፍታ፡ ኣብ ትሕቲ ሕግታት ሸሪዓ በዓላት ልደተ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን ክኽበር ፍቑድ ምዃኑ ኣብ ዘውጸኦ ፋትዋ ኣፍሊጡ።
ግብጺ ብኣ [...]
ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) 7ይቲ ኣባል ሃገር ኮይና ክትጽንበር’ያ
Radio Erena: 29 December 2021
ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) 7ይቲ ኣባል ሃገር ኮይና ክትጽንበር ከምዝኾነት እቲ ማሕበረሰብ ድሕሪ ዘካየዶ ዋዕላ ኣፍሊጡ።
ኣባላት ሃገራት ማ [...]