Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 157 158 159 160 161 386 1590 / 3855
ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 January 2022 ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ፣ ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነ ሰደድ ዘተባብዕ ንግዳዊ ስምምዕ ኣጋዋ ክትስርዛ ምውሳና፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን እታ ሃገር፣ ክልኣ [...]
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ

ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ

Radio Erena: 16 January 2022 ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ኢብራሂም ሙዓሊሙ፣ ሎሚ ሰንበት 16 ጥሪ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝቖጸለ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኣፍሊጠን። ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ፣ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ

Radio Erena: 16 January 2022 ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ፣ ንሰለስተ ቅነ ዝጸንሐ ዓመታዊ ዕረፍቲ ክወስድ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ። እቲ ፕረዚደንት ክሳብ 5 ለካቲት፣ ኣብ ዕረፍ [...]
ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

Radio Erena: 16 January 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ዝመሓላለፍ መደባት ክፍኑ ብምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ቁጠዐ ከምዝፈጠረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ መንግስቲ [...]
ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 13 January 2022 ኣብ ኵናት ሶርያ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ተባሂሊ ዝተኸሰሰ፣ ኮለነል ኣንዋር ራስላን ዝተባህለ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ጀርመን ንሕልፈት ክእሰርት ተፈሪዱ። እቲ ወዲ 58 ዓ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ሓደ ጀነራል ተቐቲሉ

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ሓደ ጀነራል ተቐቲሉ

Radio Erena: 13 January 2022 ኣብ ሱዳን ኣንጻር 'ቲ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቐጸለ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ተቓውሞ ንምብታን ካብ ዝወፈሩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ጸጥታ ሓደ ዝኾነ፣ ብርጋዴር ጀነራል [...]
ኮሚተ ስልማት ኖቤል፣ ናይ ዓመተ 2019 ተሸላሚ ንዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኵናት ትግራይ ደው ከብል ጸዊዑ

ኮሚተ ስልማት ኖቤል፣ ናይ ዓመተ 2019 ተሸላሚ ንዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኵናት ትግራይ ደው ከብል ጸዊዑ

Radio Erena: 13 January 2022 ናይ 2019 ናይ ሰላም ተሸላሚ ኖቤል ዝኾነ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ናይ ምባል ዝልዓለ ሓላፍነት ከምዘለዎ፣ ኣብ ነወርይ ዝ [...]
Dancing With the Red Dragon

Dancing With the Red Dragon

Radio Erena: 12 January 2022 The visit of the Chinese State Councilor and Foreign Minister Wang Yi to Asmara on Jan. 5, was a rare occasion for [...]
ግብጽን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

ግብጽን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 12 January 2022 ግብጽን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ምክያድ ከምዝጀመራ ኣፍሊጠን። እቲ ታቡክ -5 ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ባሕሪን ኣየርን [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሮብለን፣ ተደናግዩ ዝርከብ ምርጫ  ሶማል፣ ኣብ25 ለካቲት ክካየድ ተሰማሚዖም

ፕረዚደንት ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሮብለን፣ ተደናግዩ ዝርከብ ምርጫ ሶማል፣ ኣብ25 ለካቲት ክካየድ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 12 January 2022 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮብለን፣ ብተደጋጋሚ ክደናገ ዝጸንሐ ሃገራዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ኣብ 25 ለካቲት ክካየድ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ተሓቢሩ። [...]
1 157 158 159 160 161 386 1590 / 3855