Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ
Radio Erena: 20 April 2022
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 7.8 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
ኣብዚ ወርሓት ግንቦት ክሳብ ሓምለ ዘሎ ወቕቲ፣ ንህዝቢ ደቡብ ሱ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ
Radio Erena: 19 April 2022
ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘዋስን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ ኣካል ሱዳን ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዓሊ ኣል ሳድቕ ገሊጹ።
ሚኒስተር ኣል ሳድቅ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ
Radio Erena: 19 April 2022
ብሰንኪ ኵናት፣ ዜጋታታ ንከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕሰምን መነባብሮን ተቓሊዖም ዘለው ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ ሓገዝ ዝኸወን ረድኤት ካብ ዝተፈላለዩ ለገስቲ ኣካላት ይውሕዘላ ኣላ።
ባንክ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’
Radio Erena: 18 April 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ ዝዓለመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ።
ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ንምክትል ዋና ኣዛዚ ናይቲ ኣብ [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ንምምርጻ ኣብ ድርኩኺት ምብጽሓ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 April 2022
ኣብ ሶማል፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ 31 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣባላት ባይቶ ብቀዳም 16 መጋቢት ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከምዘካየዱ ኣግርልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
ዓበይቲ ዓዲ ናይ ዝተፈ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 17 April 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ።
ዩ.ኤስ.ኤይድ ኣብ መግለጺኡ፣ እቲ ናይ 114 [...]
ጀ.ኣልቡርሃን፣ ኣሲሩዎም ዘሎ ፖለቲከኛታት ኣብዚ ሳልስቲ ክፈትሖም ቃል ኣትዩ
Radio Erena: 17 April 2022
ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ፖለቲከኛታት፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሰለስተ መዓልታት ናጻ ክሰዶም ምዃኑ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ቤት ጽሕፈት ወኪል ሕብረ [...]
ብሪጣንያ: ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ከምእትልእኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 15 April 2022
ብሪጣንያ ብመንገዲ ኢንግሊሽ ቻነል ባሕሪ ተሳጊሮም ንዝኣትዉ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ክትልእኽ ክትጅምር ምኳና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ቦሪስ ጆንሶን ኣፍሊጡ።
[...]
መሰረታዊ ናይ መግቢ ረድኤትን ህጹጽ መድሃኒታትን ዝጸዓና 47 መካየን ናብ ትግራይ ተበጊሰን
Radio Erena: 15 April 2022
መሰረታዊ ናይ መግቢ ረድኤትን ህጹጽ መድሃኒታትን ዝጸዓና 47 ዓበይቲ መካይን፣ ካብ ክልል ዓፈር ናብ ትግራይ ከምዝተበግሳ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
እተን መካይን፣ ትማሊ 14 ሚ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2022
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ኣብ ጥሪ 2022 ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ከምዘሎ ፎረይን ፖሊሲ ዝተባህለ መርበብ ዜና [...]