Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 136 137 138 139 140 386 1380 / 3855
ሶማል፣ ድሕሪ ሳልስቲ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ሓንቲ ጓለነስተይቲ እትርከቦም 39 ሕጹያት ፕረዚደንት ንውድድር ክቐርቡ’ዮም

ሶማል፣ ድሕሪ ሳልስቲ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ሓንቲ ጓለነስተይቲ እትርከቦም 39 ሕጹያት ፕረዚደንት ንውድድር ክቐርቡ’ዮም

Radio Erena: 12 May 2022 ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ምዃኑ ዝተነግረሉ ቁጽሪ ሕጹያት ተወዳደሪ ከምዝተመዝገቡ መርበባት ዜና ካብ ሞቛድሹ ሓቢረን። [...]
ኢትዮጵያ፣ ወሰኸ ዋጋታት ነዳዲ ተወሳኺ ናይ መነባብሮ ቅልውላው ክፈጥር ምጅማሩ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ወሰኸ ዋጋታት ነዳዲ ተወሳኺ ናይ መነባብሮ ቅልውላው ክፈጥር ምጅማሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 May 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሕለፎ ኣዋጅ፣ ኣብ መሽጣ ነዳዲ ካብ 10- 15% ወሰኽ ምግባሩ፣ ነቲ ድሮ ብኵናትን ደርቂን ተሃስዮ ዝርከብ መነባብሮ ህዝቢ ብዝበኣሰ ክሕምሶ ምዃኑ [...]
ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሕዳር ስኽራን ወይ hangover ኔርዎ ክትብል ዝገለጸት መደበር ቴሌቪዥን ኬንያ፣ ይቕሬታ ሓቲታ

ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሕዳር ስኽራን ወይ hangover ኔርዎ ክትብል ዝገለጸት መደበር ቴሌቪዥን ኬንያ፣ ይቕሬታ ሓቲታ

Radio Erena: 12 May 2022 ፕርዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልሳኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ቃል ዘየስመዐ፣ ሕዳር ስኽራን ስለዝነበሮ ወይ hangover ስለዝነበሮ'ዩ ዝብል ጸብጻብ ዘቕ [...]
ሱዳን፣ ክፍትሑ ካብ ዝተባህሉ ልዕሊ 88 ናይ ፖለቲካ እሱራት፣ ኣስታት 17 ጥራይ  ተፈንዮም

ሱዳን፣ ክፍትሑ ካብ ዝተባህሉ ልዕሊ 88 ናይ ፖለቲካ እሱራት፣ ኣስታት 17 ጥራይ ተፈንዮም

Radio Erena: 11 May 2022 ሱዳን፣ 17 ናይ ፖለቲካ እሱራት ተፈቲሖም። ራድዮ ዳባንጋ ካብ ፓሪስ፣ ንሓደ ካብ ጠበቓታት ብምጥቓስ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም 16 ኣብ ካርቱም ካብ ዝርከብ 'ሶባ' ዝተባህለ ቤት [...]
መራሕቲ ሃገራት ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምምካት ምድረበዳነት ኣብ ኣይቮሪኮስት ተኻይዱ

መራሕቲ ሃገራት ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምምካት ምድረበዳነት ኣብ ኣይቮሪኮስት ተኻይዱ

Radio Erena: 10 May 2022 ብመሰረት ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን ሄክታር መሬት ይባድም ወይ ድማ ናብ ምድረ በዳ ይልወጥ። እዚ ስፍሓት እዚ፣ ክንዲ ቤኒን ወይ ቤልጂም ምዃኑ'ዩ። 40% ካብ [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ

ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ

Radio Erena: 10 May 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ንካልኣይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ተወዳዳሪ ኮይኑ ከምዝቐርብ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓል ፕረዚደንት ጂቡቲ ፈቲሾም

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓል ፕረዚደንት ጂቡቲ ፈቲሾም

Radio Erena: 10 May 2022 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከተማ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓሉ ንፕረዚደንት ጂቡቲ ከምዝፈተሹ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ፈረንሳ ዝምቕማጦም ስድራቤት ፕረዚደ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት፤ ልዕሊ 200 ግዜ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት፤ ልዕሊ 200 ግዜ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ

Radio Erena: 09 May 2022 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፤ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ ብምባል ሓይልታት ሑቲ ከሲሶም። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ብሰንበት 8 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፤ ስዑዲ ዓረብን [...]
ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን፤ ኣብ ዕለት 10 ግንቦት ዝጅምር ሃገራዊ ዘተ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን፤ ኣብ ዕለት 10 ግንቦት ዝጅምር ሃገራዊ ዘተ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 May 2022 ሓደ ካብ ዓበይቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ሱዳን፤ 'ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን'፤ ኣብ መደብ ሃገራዊ ዕርቂ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ፖለቲካዊ ሰልፊ ብቀዳም 7 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ [...]
ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፤ ጸዓት ኤለክትሪክ ንምሻጥ ስምምዓት ተካይድ

ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፤ ጸዓት ኤለክትሪክ ንምሻጥ ስምምዓት ተካይድ

Radio Erena: 09 May 2022 ኢትዮጵያ፤ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ጸዓት ኤለክትሪክ ክትሸይጥ ስምምዓት ተካይድ ከምዘላ፤ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስተር ጸዓት ደቡብ [...]
1 136 137 138 139 140 386 1380 / 3855