Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጋዜጠኛታት ብብዝሒ ብምእሳር ንኤርትራ እትስዕብ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ንወኪል ዘ ኢኮኖሚስት ሰጕጓ
Radio Erena: 19 May 2022
ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመትን መንፈቕን፣ ጋዜጠኛታት ብብዝሒ ብምእሳር፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ስዒቡ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዑ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንወኪል መጽሔት ዘ ኢኮኖሚስት [...]
ካብ ገዝኡ ምስ ወጸአ ደሃዩ ካብ ዝጠፍአ ሳልስቲ ዝገበረ ኢትዮጵያዊ ጀነራል፣ ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 May 2022
ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ኮይኑ ኣብ ዝተመዘዘ፣ ብርጋደር ጀነራል ማሞ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ምስ ወጸ፣ ደሃዩ ከምዝጠፍአ ንበዓልቲ ቤቱ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ሰንዓ ናይ መጓዓዝያ በረራ ኣካይዱ
Radio Erena: 18 May 2022
መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብን ናብን ሰንዓ ዘካይዶ ዝነበረ ኣህጉራዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ኣብ 2015 ደው ካብ ዘብል ንደሓር፣ ብሰኑይ 16 ግንቦት፣ ንፈለማ እዋኑ 151 ገያሾ ናብ ዓማን [...]
ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 17 May 2022
ንደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ኣብ ዘራኽብ፣ ዑመር ናይ ግዳዊ መስመር ጁባ- ኒሙለ፣ ዕጡቓት ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም።
በቲ ኣብ ዞባ ማጋዊ፣ ከተማ ኒሙለ ኣብ ዝርከ [...]
ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ
Radio Erena: 17 May 2022
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ከፋኑ ምዃኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢሩ።
ክልተ ምሉእ ናይ ጀነራል፣ ሰለስተ ናይ ልዩተ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ
Radio Erena: 17 May 2022
ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ
Radio Erena: 17 May 2022
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን።
ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 May 2022
ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 15 May 2022
328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም።
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ
Radio Erena: 15 May 2022
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንምስራሕ መስመር መንገዲ ባቡር ብዝምልከት ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ዕንቅፋት ኣጋጢሙዎ ደው ኢሉ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን።
እቲ ምስራሕ መንገዲ ባቡር ብወ [...]