Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ሞቛድሹ ትዓለብ ዝነበረት ነፋሪት ተሓምሺሻ፣ 30 ተጓዓዝቲ ድሒኖም
Radio Erena: 18 July 2022
ልዕሊ 30 ገያሾ ጽዒና፣ ብሰኑይ 18 ሓምለ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ሞቛድሹ ትዓለብ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፈሪት ተሓምሺሻ።
እታ ነፋሪት፣ ኣብ መሬት ድሕሪ ምዕላባ፣ ከቢድ ነው [...]
ሱዳን፣ ዓጽያቶ ዝጸንሐት ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ክኽፈት ወሲና
Radio Erena: 18 July 2022
መንግስቲ ሱዳን፣ ንኣዋርሕ ዓጽዩዎ ዝጸንሐ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመር ጋላባት- መተማ ክኽፈት ከምዝወሰነ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር -ሱና ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብዝሃቦ [...]
ኣመሪካ፣ ትግባረ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ካብ ዝከታተል ጉጅለ ስሒባ
Radio Erena: 18 July 2022
ኣመሪካ፣ ንትግባረ ናይቲ ኣብ 2018 ብመንጎኝነት ኢጋድ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ዝከታተል ጉጅለ ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ።
ኣፈኛ ሚኒስትትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኔድ ፕራይስ ብዝ [...]
ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ
Radio Erena: 18 July 2022
መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ሓባራዊ ጉዳያት ከምዝተመያየጡ ተሓቢሩ።
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብ16 ሓምለ ናብ ጂቡ [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ
Radio Erena: 17 July 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሴታት ቲራንን ሳፊርን ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፤ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያድ፤ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ 31 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 17 July 2022
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ ብውሑዱ 31 ሰባት ተቐቲሎም።
ኣብቲ ኣብ መንጎ በርቲን ሃውሳን ዝተባህሉ ክልተ ቀቢላታት ዝተወለዐ ግጭት፤39 ሰባት እው [...]
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶር. ሙላቱ ተሾመ፣ ወኪል ኢጋድ ኣብ ምርጫ ኬንያ ኮይኑ ተመዚዙ
Radio Erena: 17 July 2022
በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፤ ኣብ ኬንያ ንዝካየድ ምርጫ ዝሳተፍ ተዓዛቢ ጉጅለ ዝመርሕ በዓል ስልጣን መዚዙ።
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፤ ብዕለት 14 ሓም [...]
ኡጋንዳ፣ ንናህሪ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ዝተቓወሙ 25 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 15 July 2022
ኣብ ኡጋንዳ፣ በዕለቱ ንዝንህር ዘሎ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ዝቃወም ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ጂንጃ ተኻይዱ።
ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ካብ ካማፓላ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ድሕሪ'ቲ ብ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጎደናታት ካርቱም ኮፍ ብምባል ክካየድ ዝቐነየ ተቓውሞ፣ ፖሊስ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ተበቲኑ
Radio Erena: 14 July 2022
ካብ ድሮ ዒድ ኣትሒዙ ኣብ ጎደናታት ካርቱም ኮፍ ብምባል ክካየድ ዝቐነየ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ፖሊስ ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ከምዝተበተነ ተሓቢሩ።
ብድሩዓት ዝተሰነዩ ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን፣ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ማይ ጸሎት ዝምለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይልታት ጸጥታ ተኣሲሮም
Radio Erena: 14 July 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ገዳም ሰንደፋ፣ ማይ ጸሎት ተሓጺቦም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝምለሱ ዝነበሩ ኣስታት 10ታት ኤርትራውያን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከምዝተኣሰሩ ንኩነታቶም ብቐረባ ዝከታተሉ ዘ [...]