Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 117 118 119 120 121 386 1190 / 3852
ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 August 2022 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ ምቅይያር ካ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

Radio Erena: 15 August 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 15 August 2022 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ፣ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም። ኣብቲ ኣቡሲፊን ዝተሰምየ ቤተ ክርስትያን፣ ብሰንበት 1 [...]
ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

Radio Erena: 14 August 2022 ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ህላዌ ኣብ እተስፍሓሉ ዘላ እዋን፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ። ምኽትል ኣዛዚ ባሕርያ ኢራን፣ ኣድሚራል ሙስጦፋ ታጀዲ [...]
‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ቀጥታዊ ዝርርብ ኣካዪዶም’ ሕ.ኣፍሪቃ

‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ቀጥታዊ ዝርርብ ኣካዪዶም’ ሕ.ኣፍሪቃ

Radio Erena: 14 August 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ቀጥታዊ ዝርርብ ከምዘካየዱ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። እዚ ንመጀመሪያ ግዜ ከምዝተኻየደ ዝግለጽ ዘሎ ቀጥታዊ ዝርርብ፣ ኣቐዲሙ ዝተፈጸመ እኳ እን [...]
ኬንያ፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ንፈለማ እዋን፣ ሸውዓተ ደቀንስትዮ ኣመሓደርቲ ኮይነን ተመሪጸን

ኬንያ፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ንፈለማ እዋን፣ ሸውዓተ ደቀንስትዮ ኣመሓደርቲ ኮይነን ተመሪጸን

Radio Erena: 14 August 2022 ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ካብ 47 ኣመሓደርቲ ዞባታት፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ደቀንስትዮ ተመሪጸን ምህላወን፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብ ዝሓለፈ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰለስተ ደቀ [...]
‘ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከበቶም ስለስተ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ብሞት ቀጺዓ’

‘ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከበቶም ስለስተ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ብሞት ቀጺዓ’

Radio Erena: 12 August 2022 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሱዳን ዝተረከቦም ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ዕጡቓት ተቕወምቲ ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሱዳን ትሪቡን ገሊጹ። እቲ ማዕከን ሓበሬታ፣ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ [...]
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ቀቲሎም

ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ቀቲሎም

Radio Erena: 12 August 2022 ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ዶባ ኢትዮጵያ ሰጊሮም፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ክልተ ሰባት ከምዝቐተሉ ንፖሊስ ኮሚሽን ናይቲ ክልል ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 12 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ከባቢ 'ታ ኣብ ማእከላይ ሶማል እትርከብ ከተማ በለድወይን ተደጋጋሚ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ። ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ብ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

Radio Erena: 11 August 2022 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ 2020 ዝተበጽሐ ስምምዕ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተግብሮ እንተዘይጀሚሩ፣ ብናዚሪ ዝፍለጥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ርእሰ ውሳኔ እቲ ዞባ ክእ [...]
1 117 118 119 120 121 386 1190 / 3852