Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 113 114 115 116 117 386 1150 / 3852
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ

Radio Erena: 05 September 2022 ሰብ ስልጣን ሱዳን ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቶም ሰበ ስልጣን [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

Radio Erena: 05 September 2022 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ነቲ ውጺኢት ናይቲ ኣብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ይሰረዝ ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ሎሚ ሰኑይ 05 መስከረም ውሳኔ ክህበሉ 'ዩ [...]
ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

Radio Erena: 05 September 2022 ንዝበዝሐ ሰሜናዊ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘቕረቦ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ የመን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይጥሕስ ዘሻቕል [...]
ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 04 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ትካላት ፋይናንስ ውሽጢ ሃገር ዝተለቅሖ ውህሉል ዕዳ፣ ኣብዚ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ሓደ ትሪልዮንን 530 ቢልዮንን ብር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ገንዘብ እታ ሃገር [...]
ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ

Radio Erena: 02 September 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ። እቲ ብ31 ነሓሰ ጀሚሩ ሓሙስ 1 መስከረም እውን ዝቐጸለ ኩናት፤ ኣልሸባብ፤ ኣቐ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

Radio Erena: 02 September 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ። ኣምባሳደር ጆን ጎድፍሪ፤ ብዕለት 1 መስከረም ወረቐት ስርሑ ንጀነራል ዓብ [...]
ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 September 2022 ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ። ጀነራል ማይክል ላንግሊ፣ ብሰኑይ 29 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ [...]
ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ

ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ

Radio Erena: 01 September 2022 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝጀመረ ኲናት፣ ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ። ሓይልታት ት [...]
ንኢትዮጵያ ዝውዕል፣ እኽሊ ረዲኤት ጽዒና ካብ ዩክረይን ዝተበገሰት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትያ

ንኢትዮጵያ ዝውዕል፣ እኽሊ ረዲኤት ጽዒና ካብ ዩክረይን ዝተበገሰት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትያ

Radio Erena: 31 August 2022 ንኢትዮጵያ ዝውዕል፣ እኽሊ ረዲኤት ጽዒና ካብ ዩክረይን ዝተበገሰት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትያ። እታ ‘ብረይቭ ኮማንደር’ ዝተሰምየት፣ ብውድብ መግቢ ዓለም ዝተዓ [...]
ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ

ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ

Radio Erena: 30 August 2022 ማሕበር ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣብ ታሪኽ’ታ ሃገር ናይ መጀመሪያ ናጻ ምርጫ ብምክያድ፣ መራሕቱ መሪጹ። ኣብ እዋን ስርዓት ኣልበሽር ማሕበር ጋዜጠኛታት ምንባሩ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ፣ [...]
1 113 114 115 116 117 386 1150 / 3852