Category: ኣህጉራዊ ዜና
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ
Radio Erena: 12 September 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ።
እቲ መ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ ሶማልን ኬንያን ዝዋፈሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 12 September 2022
ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ፣ ሶማልን ኬንያን ዝዋፈር ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰራዊት ክትልእኽ 'ያ።
እቶም ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቴክሳስ፣ ፎርት ብሊስ፣ ኣብ ጽዑቕ ታዕሊም ዝጸንሑ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝመጽኡ ገያሾ፣ ከየመዝገቡ ሒዞሞ ክኣትዉ ዝፍቀድ ገንዘብ ናብ 10 ሽሕ ዶላር ክብ ኢሉ
Radio Erena: 12 September 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝኣትዉ ገያሹ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከየመዝገቡ ሒዞሞ ክኣትዉ ዝኽእሉ ገንዘብ 10 ሽሕ ዶላር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ዝ [...]
ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 11 September 2022
ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓዘቕቲ ሸሚሙዋ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ደው ክብል፣ ማዕከናት ዜና ተረአን ክጻወታ ጸዊዑ።
ኣብቲ ብ9 መስከረም ዘቕረቦ ጻውዒት ቤት ም [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ
Radio Erena: 11 September 2022
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ።
ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቱት ጋትሉዋክ ማኒም ብ9 መስከረም ንጋዜጠኛታት [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ
Radio Erena: 10 September 2022
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ።
እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 September 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 60 ሰለማውያን ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ።
ልዕሊ 70 ሰባት 'ውን ብከ [...]
ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም
Radio Erena: 09 September 2022
ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ናይ ክልተ መዓልታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም።
እቲ ኣድማ ኣብ ዞባታት ካርቱም፣ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሰ [...]
ግብጽን ኣልጀርያን፣ ብዑደት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኣልጀርስ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 September 2022
ግብጺ፣ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ኣልጀርያ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበባት ዜና እቲ ዞባ ኣቃሊሐን።
ኣብ 2020 [...]
ሶማል፣ ኣብ መእለዪ ማእከላት ዝነበሩ ኣስታት 700 ቆልዑ ብዓጸቦ ሞይቶም
Radio Erena: 08 September 2022
ኣብ ሶማል፣ ግዳያት ደርቂ ኣብ ዝዕቆብሉ ማእከላት ክእለዩ ዝጸንሑ ኣስታት 700 ቆልዑ ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNI [...]