Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ምዝታዩ፣ ህዝቢ ተቓዊሙ
Radio Erena: 20 November 2022
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ብዛዕባ ዝገበሮ ሓድሽ ስምምዕ ብዝምልከት ምስ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣኼባታት የካዪድ ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ
Radio Erena: 20 November 2022
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ብምትኳሱ፣ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ።
እቲ ሑቲ ካብ ከተማ ሰንዓ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ኣህጉራዊ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ክበጽሕ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ
Radio Erena: 18 November 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ።
ኣብቲ መሻርኽቲ ሃገራት ዝተረኽባሉ፣ ብ10 ሕዳር ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ጽንብል፣ ኣመሪካ ኣብ ዞባ [...]
ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 November 2022
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ብ9 ሕዳር ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስታዊ ትካል ግብረሰናይ፣ ብ16 ሕዳ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ ጋረወ ገሊጹ
Radio Erena: 18 November 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊት ናብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ መርበብ ሓበሬታ ጋረወ ገሊጹ።
እቲ መርበብ፣ ስሞም ንዘይገለጾም ምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ዝርከብሉ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ 10 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመባጺዓ
Radio Erena: 17 November 2022
ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ንዝርከብሉ ቦታ ዝሓበረ ሰብ፣ 10 ሚልዮን ዶላር ሞሳ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ቁጠባዊ መሓውር [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ህጹጽ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ
Radio Erena: 17 November 2022
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ብ2 ሕዳር ብዝተበጽሐ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ዝተጻዕነ ህጹጽ ረዲኤታት ናብ ትግ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ የመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኣስታት 70 ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ሒዛ
Radio Erena: 16 November 2022
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዘቅንዕ ዝነበረ ኣስታት 70 ሽሕ ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእከላይ ርሕቐት ዝውንጭፍ ሚሳይላት ንምስራሕ [...]
ሱዳን፣ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ተኣሲሮም
Radio Erena: 16 November 2022
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ሓያሎ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ከምዝኣሰሩ መርበባት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን።
መብዛሕቶም እቶም ዝተኣስሩ መኮንናት፣ ብስም 'ሓይሊ ሓርበኛታት [...]
ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 16 November 2022
ብጉዳይ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ብሪጣንያን ፈረንሳን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን።
እተን ሃገራት ብ14 ሕዳር ብዝበጽሐኦ ስምምዕ መሰረት፣ ፈረንሳ ካብ መሬታ ተበጊሶም፣ [...]