Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ እስራኤልን ሃገራት ምዕራብን ዝረከቡ ኤርትራውያን ኣንጻር ፖሊሲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብምቅዋም ሎሚ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: January 22, 2014 ኣብ እስራኤልን ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝርከቡ ኤርትራውያን ሎሚ 22 ጥሪ ኣብ ኣንጻር ፖሊሲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣብ ኣመሪካን [...]

ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዘት እትግለጽ ዘላ መርከብ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: January 22, 2014 ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዘእቱ ወሽመጥ ዓደን ተጨውያ ናብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ከምዘምርሐት ዝተግለጸት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃኑ ተረጋጊጹ። እታ ካብ ወደብ ባጽዕ ኣስታት 4 [...]

Eritrea forces board merchant ship not pirates, maritime officials said
adio Erena: January 20, 2014 Nairobi (RBC) Hours after false alarm came out off the coast of Somalia where suspected pirates hijacked the first shi [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንቀዳመይ ዓመት ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ብርሱን ናይ ለውጢ ድሌትን ሃገራዊ ስምዒትን ይዝክርዋ ኣለዉ
Radio Erena: January 20, 2014 21 ጥሪ፣ ናይቲ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ዜና ንለውጢ ዝጠልብ ብኣባልት ሰራዊት ኤርትራ ዝተኻየደ ታሪኻዊ ስርሒት ንምዝካር፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: January 20, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሉም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕ [...]

ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ
Radio Erena: January 20, 2014 ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ጋቦን ንዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ። ዝበለጸ [...]

Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara
Radio Erena: January 17, 2014 Egyptian Deputy Foreign Minister for African Affairs Ambassador Hamdi Sanad Loza headed on Wednesday January 15 to th [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም
Radio Erena: January 17, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ወከልቲ ስደተኛታት፣ ብዛዕባ ጉዳዮም ብዝምልከት ኣብ ቅድሚ ፓርላማ እታ ሃገር ማለት ክነሰት ሓሳባቶም ከምዘቕረቡ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝር [...]

ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: January 16, 2014 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ከምኡ ድማ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM)፣ ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስ [...]

ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ
Radio Erena: January 15, 2014 ኦርታክ ዝተባህለ ናይ ብሪጣንያ ናይ ዕደና ኩባንያ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ዘተኮረ ወፍሪ ከካይድ ተበጊሱ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ፣ ኣንድያንሞ ብዝተባህለ ኩባንያ ኣቐ [...]