Category: ዜና ኤርትራ
ሕብረት ኤውሮጳን ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣብ ባሕሪ ዘጋጥም ሓደጋን ንምግታእ ዝሕግዝ ውጥን ክዳሎ ተሰማሚዐን
Radio Erena: April 4, 2014 ኣብ ብራስለስ ንኽልተ መዓልታት ዝተጋብአ ዋዕላ ሕብረት ኤውሮጳን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብ ዘልዓሎ ዓበይቲ ጉዳያት ሓደ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣብ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታትን ምንባሩ፣ ማዕከናት ዜና [...]

መንግስቲ ኤርትራ ድኽመት ዲፕሎማሲኡ ንኢትዮጵያን ኣመሪካን ብምውንጃል ክሽፍኖ ይፍትን ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: April 3, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኹሉ’ቲ ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተንብረሉ እገዳ ብሰንኪ ወያነን ኣመሪካን’ዩ ክብል ምውንጃሉ፣ እቲ መንግስቲ ዘለዎ ናይ ዲፕሎማሲ ድኽመት ባዕሉ ይእመን ከምዘሎ [...]

ናብ ኣውስትራልያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ኢንዶነዥያ ተታሒዞም
Radio Erena: April 3, 2014 ኢንዶነዥያ ናብ ኣውስትራልያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ የእትያ። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ሰሜናዊ ሱማትራ ሜዳን ኣብ ዝተባሀል ከባቢ ድሕሪ ምትሓዞም፣ ቤላዋን ኣብ ዝተባህለ [...]

“ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣውራ ተንቂ ስደት ኤርትራውያን’ዩ” ሸይላ ኪታሩት
Radio Erena: April 2, 2014 ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣውራ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን ዝብል መደምደምታ ከምዝበጽሐት፣ ብኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታ [...]

ኤርትራ ዓመታዊ ኣስታት 200 ሽሕ ዶላር ዝዋግኡ መሸላ ካብ ህንዲ ትሽምት
Radio Erena: April 2, 2014 ኤርትራ ዓመታዊ ኣስታት 200 ሽሕ ዶላር ዝዋግኡ ማሸላ ካብ ህንዲ ከምእትሽምት ክፍሊ ንግዲ ህንዲ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ ብዘይካ’ዚ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ህንድን ዝካየድ ንግዳዊ ልውውጥ ክሳብ ዝሓለ [...]

“ኤርትራ ካብ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ምስሓባ፣ ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዘሕፍር ፍጻሜ’ዩ” ገዳይም ተጻወትን ኣሰልጠንት
Radio Erena: April 1, 2014 ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ብሉጻት ተጻወቲ ከተፍሪ ዝኸኣለት ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን እዚ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ምስሓባ፣ ንሓያሎ ገዳይም ተጻወቲ ነበረን ኣሰልጠንትን ከም [...]

ውልቀ መላኺ መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ መንእሰያት ከም ናቱ ኣቐማቕማ ክኽተሉ ይደፋፍእ
Radio Erena: April 1, 2014 31 ዓመት ዝዕድሚኡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጁንግ ኡን፣ መንእሰያት ከምናቱ ኣቐማቕማ ክቕምቐሙ ጸቕጢ ይፈጥር ከምዘሎ ንሬድዮ ፍሪ ኤስያ ብምጥቓስ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ኣብ ሰሜን ኮርያ፣ ብመን [...]

ኢራን ብመንገዲ ክሊ ማያት ኤርትራን ሱዳንን፣ ንየመናውያን ኣመንቲ ሺዓ ከምእትድግፍ የመን ትኸስስ
Radio Erena: April 1, 2014 ኢራን ኣብ ደቡብ የመን ዝንቐሳቐሱ ዕጡቓት ምድጋፍ ከተቛርጽ ፕረዚደንት የመን ዓብደሮቦ መንሱር ሓዲ ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት ንጋዜጣ ኣል ሓያት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ መንግስቲ የመን ምስ ኩሎም ተቓ [...]

ኤርትራ ካብ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ስሒባ
Radio Erena: March 31, 2014 ብተደጋጋሚ ህድማ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ተዳኺማ እትርከብ ኤርትራ ካብ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ከምዝሰሓበት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ- CAF ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኤር [...]

ወኪል ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ክትሳተፍ’ዩ፣ ‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሕብረት ኤውሮጳን ሃገራት ኣፍሪቃን ብኣካል ዘይሳተፈሉ ምኽንያት ግና ኣይተፈልጠን’
Radio Erena: March 31, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝካየደ መበል 4ይ ዋዕላ ሕብረት ኤውሮጳን ሃገራትን ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝቀረበሉ ዕድመ፣ ብምንጻግ ወኪሉ ጥራይ ክሳተፍ ከምዝሓበረ [...]