Category: ዜና ኤርትራ

1 520 521 522 523 524 634 5220 / 6338
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ብዛዕባ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ዘትዮም

ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ብዛዕባ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ዘትዮም

Radio Erena: 07 April 2015 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ኣብ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ብምትኳር ዘትዮም። ኣብ ካይሮ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ብጠቕላሊ ሓለቃ ስታፍ ሰራዊት ጅቡቲ ጀነራል ዘካርያ ሸኽ ኢብራም ዝተምርሐ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ

Radio Erena: 07 April 2015 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒቡ። እቶም ብሓሙሽተ ጀላቡ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበግሱ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራ [...]
ሩዋንዳን ኡጋንዳን ኣብ ጉዳይ ተመለስቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዛ

ሩዋንዳን ኡጋንዳን ኣብ ጉዳይ ተመለስቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዛ

Radio Erena : 06 April 2015 እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ንምጥራዞም ትሰርሕ ከምዘላ ድሕሪ ምግላጹ፣ መንግስታት ሩዋንዳን ኡ [...]
ኣብ የመን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ቆላሕታ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ይሓቱ

ኣብ የመን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ቆላሕታ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ይሓቱ

Radio Erena : 06 April 2015 ኣብ የመን ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ ነፈርትን ሚሳይላትን ከምኡ ድማ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭትን፣ ናብ ዝዕቖብዎ ስኢኖም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓገዝ ኣህጉራ [...]
UPDATE: መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ 220 ኣባይቲ ኣፍሪሱ

UPDATE: መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ 220 ኣባይቲ ኣፍሪሱ

Radio Erena : 03 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ መንበሪ ኣባይቲ ንምፍራስ ከካይዶ ድሕሪ ዝጸንሐ ምድላዋት፣ ብሮቡዕ 1 ሚያዝያ 2015 ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ 220 ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ኣልሸባብ፣ መብዛሕቶም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝርከብዎም ብውሕዱ 147 ሰባት ቀቲሉ

ኣልሸባብ፣ መብዛሕቶም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝርከብዎም ብውሕዱ 147 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena : 03 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ኣብ ኬንያ ኣብ ጋሪሳ ኣብ እትርከብ ዩኒቨርስቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ መብዛሕቶም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝኾኑ 147 ሰባት ቀቲሉ። እቲ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ፣ ኣብታ ምስ ሶማልያ እተዳው [...]
ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ከቢድ ግጭት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩሎም

ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ከቢድ ግጭት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩሎም

Radio Erena : 03 April 2015 ኣብ የመን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ኣብታ ሃገር ተዓቝቦም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ወጥሪ ከምዝርከቡ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ነፈርቲ ውግእ ስ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ከይልግስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ጥርዓን የቕርቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ከይልግስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ጥርዓን የቕርቡ

Radio Erena: 02 April 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ክህብ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ፣ ካብ ሓያሎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ተጣበቕቲ ደሞክራሲን ተቃውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኾሚሽነር እቲ ሕብረት ኣብ ኣህ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንሑቲ ምድብዳብ ትቕጽል፣ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሑቲ ርክብ የብለይን ይብል

ስዑዲ ዓረብ ንሑቲ ምድብዳብ ትቕጽል፣ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሑቲ ርክብ የብለይን ይብል

Radio Erena: 02 April 2015 ብኢራን ዝድገፉ ተቓወምቲ ሑቲን፣ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ነበረ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ዝምርሑ ሓይልታትን እቶም ቀንዲ ጠንቒ ዕንወት የመን ምዃኖም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ወራስ [...]
ናይጀርያ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

ናይጀርያ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

Radio Erena: 02 April 2015 ኣብ ናይጀርያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ። ኣብ 1983 ብወትሃደራዊ ዕልዋ ንዓመትን መንፈቕን ስልጣን ጨቢጡ ዝነበረ ጀነራል ሙሓማዱ ቡሃሪ፣ ኣብዚ ሓድሽ ናይ ደሞክራስዊ ምርጫ [...]
1 520 521 522 523 524 634 5220 / 6338