Category: ዜና ኤርትራ

1 516 517 518 519 520 634 5180 / 6338
ስዑዲ ዓረብ ናይ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ደው ከምዘበለቶ ትገልጽ፣ ግጭት የመን ግና ይቕጽል

ስዑዲ ዓረብ ናይ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ደው ከምዘበለቶ ትገልጽ፣ ግጭት የመን ግና ይቕጽል

Radio Erena: 23 April 2015 ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ከተካይዶ ዝጸንሐት ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ የመን ፖለቲካዊ ፍታሕ ከምጽእ ዝኽእል ኣንፈት ስለዝተረ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ተገሊጹ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 22 April 2015 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ነዚ ሓበሬታ ዝህብ ዘሎ፣ [...]
እስራኤል ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ሩዋንዳ ንምስጓጎም ንእትገብሮ ዘላ ጻዕሪ ንምቅዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

እስራኤል ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ሩዋንዳ ንምስጓጎም ንእትገብሮ ዘላ ጻዕሪ ንምቅዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 April 2015 እስራኤል፣ ኣብ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝርከብዎም ስደተኛታት እትኽተሎ ዘላ ፖሊሲ ንምቅዋም፣ ብሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። [...]
ደቂንስትዮን ካብ ወጻኢ ሃገራት ተመሊሶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡን ናብ ታዕሊም ክወርዱ መጸዋዕታ ቀሪቡ

ደቂንስትዮን ካብ ወጻኢ ሃገራት ተመሊሶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡን ናብ ታዕሊም ክወርዱ መጸዋዕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 21 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ክሳብ 65 ዓመት ንዝዕድሚኦም ኣቦታት ከካይዶ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ታዕሊም፣ ኩለን ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ንዝዕድሚኤን ደቂንስትዮ ከምኡ ድማ ካብ ወጻኢ ተ [...]
ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣስታት 100 ስደተኛታት ሒዙ ከምዘሎ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ይገልጹ

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣስታት 100 ስደተኛታት ሒዙ ከምዘሎ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ይገልጹ

Radio Erena: 21 April 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሚእቲ 100 ስደተኛታት ሒዙ ከምዘሎ ተገሊጹ። ድሕሪ'ቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ 30 ኣመንቲ ክርስትና ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ብሰንኪ ብዝሒ ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ

ሕብረት ኤውሮጳ ብሰንኪ ብዝሒ ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 April 2015 ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሞትን ገኒኑ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይቲ 28 ኣባላት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ትማሊ ሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሉክሰምበርግ [...]
መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሃገሩ ክመሃሩ ንዝደልዩ ተማሃሮ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሃገሩ ክመሃሩ ንዝደልዩ ተማሃሮ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጡ

Radio Erena: 21 April 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብታ ሃገር ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቶም ክቕጽሉ ንዝደልዩ ዜጋታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪዛ ይኹን ካልእ ናብታ ሃገር ንምእታው ዘድሊ ፍቓድ ኣልዒልዎ። እቲ መንግስቲ ነዚ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ህቡራት ሃገራት ቀቲሉ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ህቡራት ሃገራት ቀቲሉ

Radio Erena: 21 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ሰሜናዊ ሶማልያ ኣብ እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ነታጕ ብምጽዋድ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕሱ ሸውዓት ሰባት ቀቲሉ። እቲ ኣብ ሲቪላዊ ትካል ንዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገ [...]
ኣብ ሊብያ 30 ንጹሃት ኢትዮጵያውን ስደተኛታት ዝቐተለ ኣረሜናዊ ዳዒሽ ኤርትራውያን ሒዙ ከምዘሎ’ውን ተገሊጹ

ኣብ ሊብያ 30 ንጹሃት ኢትዮጵያውን ስደተኛታት ዝቐተለ ኣረሜናዊ ዳዒሽ ኤርትራውያን ሒዙ ከምዘሎ’ውን ተገሊጹ

Radio Erena: 20 April 2015 ኣብ ሊብያ ዝንቀሳቐስ እስላማዊ ጉጅለ ዳዒሽ፣ 30 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣመንቲ ክርስትና እናሰየፈን ብጥይት እናረሸንን ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ። እቲ ኣረሜናዊ ሽበራዊ ጉጅለ ነቶም ናብ ስደት ዘ [...]
ወትሃደራዊ ታዕሊም ዘይወሰዳ ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኤን ደቂንስትዮ ብግዴታ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ወትሃደራዊ ታዕሊም ዘይወሰዳ ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኤን ደቂንስትዮ ብግዴታ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

Radio Erena: 20 April 2015 ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ንዝዕድምኤን ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ገለ ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ ወትሃደራዊ ታዕሊም [...]
1 516 517 518 519 520 634 5180 / 6338