Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ሊቨርፑል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብሪጣንያ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ንዘለዋ መርገጺ ዝኹንን ሰለማዊ ልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 18 June 2015 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ሊቨርፑል ዝነበሩ ኣማኢት ኤርትራውያን፣ ነቲ ብክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ ዝወጸ፣ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎን ዝብል መግለጺ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወኪዱባ ሓያሎ ኣባይቲ ከፍርስ’ዩ
Radio Erena: 17 June 2015 መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መላእ ሃገር ዘካይዶ ዘሎ ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ፣ ኣብ ወኪዱባ'ውን ሃያሎ ኣባይቲ ንምፍራስ ቀይሕ ምልክት ክገብረሉ ከምዝጀመረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]

ኣብ ዶብ ኢጣልያን ፈረንሳን ተዓጊቶም ዝቀነዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ብፖሊስ ተበቲኖም
Radio Erena: 17 June 2015 ኣብ ዶብ ኢጣልያን ፈረንሳን ተዓጊቶም ዝቐነዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብፖሊስ ተበቲኖም። እቶም ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዞም፣ ምስ ፈረንሳ ኣብ እተዳውብ ቨንቲሚግልያ ዝተባህለት ንእሽቶ [...]

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ንማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ዝኹንን መግለጺ ኣውጽኡ
Radio Erena: 17 June 2015 ኤምባሲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ብዛዕባ ኤርትራ ንዘቕርቦ ዘሎ ጸብጻባ ዝቓወም ጋዜጣ መግለጺ ከምዘውጽአ ተሓቢሩ። እቲ ኤምባሲ፣ ኣብ መግለጺኡ፣ ንማዕከን ዜና ዘ [...]

መራሕቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ግብጺ፣ ኣብ ኣስመራ ንኣስታት 8 ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ንዝርከቡ ኣቡነ እንጦንዮስ በጺሖም
Radio Erena: 16 June 2015 ብመንግስቲ ኤርትራ ካብ መንፈሳዊ መዝነቶም ትኣልዮም ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ ኣቡነ እንጠንዮስ ንመጀመርያ እዋኖም ካብ ግብጺ ምስ ዝተላእኩ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ከምዝ [...]

ኤርትራውያን፣ ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍን ተቓውሞን ንምግላጽ ኣብ ጄኔቫ ዝተፈላለየ ሰልፍታት ይውድቡ
Radio Erena: 15 June 2015 መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ወግዓዊ ጸብጻባ ንባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጀኔቫ ን23 ሰነ ከተቕርብ ተዳልያትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ደገፍቲ መንግስቲን [...]

ኣብ ቅድመ -ምድላዋት ዙር ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ክራይተርዩም ዱ ዶፊነ፣ ኤርትራዊ ዳኒአል ተኽለሃይማኖት ኣብ ናይ ዓቕብ ቀዳማይ ኮይኑ ውድድሩ ዛዚሙ
Radio Erena: 15 June 2015 ኣብ ሸሞንተ መድረኻት ተኸፋፊሉ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ክራይተርዮም ዱ ዶፊነ፣ ንደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለት ኤምቲኤን ኩቤካ ወኪሊ ዝተሳተፈ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ናይ ዓ [...]

Update: ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናይ ማእሰርቲ ሓደጋ ኣንጸላልይዎ ዝነበረ ፕረዚደንት ሱዳን ናብ ዓዱ ተመሊሱ
Radio Erena: 15 June 2015 ኣብ መበላ 25 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘምርሀ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብታ ሃገር ናይ ማእሰርቲ ሓደጋ ኣንጸላልይዎ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ትማሊ ሰኑይ 15 [...]
ሕቡራት ሃገራት ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ዘውጽኦ መግለጺ ኣተኩሮ ማዕከናት ዜና ዓለም ረኺቡ
Radio Erena: 12 June 2015 ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ዘውጽኦ መግለጺ ኣተኩሮ ማዕከናት ዜና ዓለም ረኺቡ። ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትምርምር ብሕቡራት ሃገራ [...]

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ብጎነጽ ምብታኑ ተነቒፉ
Radio Erena : 12 June 2015 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ክነብሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምብታን ጎነጽ ምጥቃሞም ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሪር ተቓውሞ ገጢምዎም። ምምሕ [...]