Category: ዜና ኤርትራ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ ንብምሉኡ መናብር ፓርላማ ከምዝተዓወቶ ተሓቢሩ
Radio Erena: 24 June 2015 ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ ንብምሉኡ መናብር ፓርላማ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። ሰኑይ 22 ሰነ ብወግዒ ኣብ ዝተገልጸ ውጽኢት ምርጫ ኢት [...]

ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ ‘ቱር ዲ ፍራንስ’፣ ክልተ ኤርትራውያን ታሪኽ ክሰርሑ’ዮም
Radio Erena: 23 June 2015 ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ፣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ 'ቱር ዲ ፍራንስ' ክወዳደሩ ካብ ዝሓጸየቶም 3 ሰለስተ ኤትራውያን፣ እቶም ክልተ ክሳተፉ ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ፣ ኣብቲ ካ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ንምዕጋት፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ከዋፍር’ዩ
Radio Erena: 23 June 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ብጀላቡ ዝካየድ ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ክዋፈር ወሲኑ። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዝሓለፈ [...]

መንግስታት ካርቱምን ካይሮን፣ ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ንምቕንጻል መደብ ከምዝነበሮም ዘቃልዕ ሓበሬታ ተዘርጊሑ
Radio Erena: 23 June 2015 መንግስታት ካርቱምን ካይሮን፣ ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ንምቕንጻል መደብ ከምዝነበሮም ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ዝለሓዅ ሓበሬታ ኣቃሊዑ። እቲ ምስ ዊኪ ሊኪስ ተተሓሒዙ ከምዝለሓዅ ዝ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ምዝርጋሕ ዝተተምየነ ባጤራን ዘይሕጋዊ ንግድን ተዋፊሮም ጸኒሖም ንዝበሎም ሓያሎ ሰባት ከምዝቐየደ ተገሊጹ
Radio Erena: 22 June 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ምዝርጋሕ ዝትደተምየነ ባጤራን ዘይሕጋዊ ንግድን ተዋፊሮም ጸኒሖም ንዝበሎም ኣዘዝቲ ሰራዊትን፣ ኣካየድቲ ትካላት ህግደፍን ተራ ነጋዶን ይእስር ምህላዉ ተሓቢሩ። ብፍላይ ኣብ [...]

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕ.ሃ፣ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክዝቲ’ዩ፣ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ጄኔቫ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
Radio Erena: 22 June 2015 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣመልኪቱ ብመርማሪት ኮሚሽን ንዝቐረበ ጸብጻብ ጽባሕ 23 ሰነ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ክዝትየሉ ምድላዋት ኣካይድሉ ኣብ ዘ [...]

ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ
Radio Erena: 22 June 2015 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ባራክ ኦባማ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ከካይድ ምዃኑ፣ ቤት መንግስቲ እታ ሃገር -ዋይት ሃውስ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ [...]

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብረዚን ክብሪ ትዝከር ኣላ
Radio Erena: 19 June 2015 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፣ ብረዚን ክብሪ ይዝክራ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውትያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ [...]

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ጽባሕ ክዝከር’ዩ
Radio Erena: 19 June 2015 ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ጽባሕ 20 ሰነ ብደረጃ ዓለም ክዝከር'ዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን'ዚ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣመና ተጋኒንሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ 20 ሰ [...]

ብዶብ ሱዳን ዝተተምየነ ዶላር ናብ ኤርትራ ይኣቱ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 June 2015 ብዶብ ሱዳን ኣቢሉ ዝተተምየነ ናይ ወጻኢ ባጤራታት ናብ ኤርትራ ይኣቱ ብምህላዉ፣ መንግስቲ ኣብ ከባቢታት ተሰነየን ኣስመራን ፍሉያት ኣባላት ስለያ ብምውፋር ንዘርጋሕቲ እቲ ናይ ሓሶት ባጤራ ይሃድን [...]