Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀይድዎም ዝጸንሐ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ለቒቑ
Radio Erena : 10 July 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ለቒቑ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ ትማሊ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቶም ሽዱሽተ ጋዜጠኛታትን ኣብ ኢንተር [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምምቅራሕ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ውሳኔ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena : 10 July 2015 ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምምቕራሕ ናብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ብዝምልከት ዘትዮም። እቶም ሚኒስተራት ትማሊ ሓሙስ 9 ሓምለ ኣብ ሉክሰንበርግ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ [...]

ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ከባቢ ከሰላ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም
Radio Erena: 09 July 2015 ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ከባቢ ከሰላ ናብ መዓስከራት ስደተኛታት ሸገረብ እናምርሑ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም። እዞም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ናጻ ዝወጹ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣድላዩ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና ምባሉ ፖለቲካዊ ፕሮፖጋንዳ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 09 July 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኤርትራ ተጻብኦታት ይቕጽል ብምህላዉ ኣድላዩ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና [...]

ሱዳን ምስ ኣመሪካ ዝምድንኣ ንምምሕያሽ ጻዕርታታ ትቕጽል
Radio Erena: 09 July 2015 ሱዳን ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ሓርፋፍ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ትሰርሕ ምህላዋ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ካርቱም ዑ [...]

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ
Radio Erena: 08 July 2015 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝፈተነ ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ተረኺቡ። ጠንቒ'ዚ ናብ ትማሊ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዊ፣ ገና ኣብ መርመ [...]

ዕሙር ንግዳዊ ምልልስ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ካምፓላ- ጁባ፣ መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 08 July 2015 መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት፣ ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳን ኣብ እትርከብ ከተማ ኒሙለ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት መካይን ኣቓጺሎም። ነጋዶ ብብዝሒ ኣብ ዝመላለስሉ ዕምር መስመር ጁባ - ካምፓላ [...]

ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ 14 ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 08 July 2015 ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ፣ ኣሰር'ቲ ኣረሜናዊ ዳዒሽ እናተኸተለ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ናብ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ሰሜናዊምብራቕ ኬንያ፣ ንህንጻ ዝኸውን እምኒ ኣብ ምጽራብ ተዋፊሮም [...]

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ ፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኢዱ ቆሪጽዎ
Radio Erena: 07 July 2015 ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ፣ ንሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ግንቦ ኢዱ ቆሪጽዎ። እቲ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ባርዲስካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣውቶቡስ እናተጸበ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከባቢታት ኣርባዕተ ኣስመራን ቤተገርግሽን ሓያሎ ኣባይቲ ኣፍሪሱ
Radio Erena: 07 July 2015 መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዘካይዶ ዘሎ ኣባይቲ ናይ ምዕናው መስርሕ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራን ከባቢ ቤተ ገርግሽን ዝርከብ ሓያሎ ኣባይቲ ብዶዘራት ኣፍሪሱ። እቲ ኣርባዕተ ኣስመራን ከባቢ [...]