Category: ዜና ኤርትራ
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም
Radio Erena: Tuesday 06 , Feburary 2024
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ኣብ ዘካየድዎ ተፍትሽ፣ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም ብውሕዱ 25 ሰባት ከምዝኣሰሩ ክፍሊ ኢምግሬሽን [...]
ሆቴላት ኣስመራ ንኣጋይሸን መሕጸቢ ማይ ክቕርባ ይሽገራ
Radio Erena: Monday, 05 February 2024
ሆቴላት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ርእሰ-ከተማ ኣስመራ ንኣጋይሸን ዝኸውን ቀረብ መሕጸቢ ማይ ኣብ ምምላእ ይሽገራ ከምዘለዋ ዝተፈላለዩ ወጻእተኛታይ በጻሕቲ ኣብ ዘቕረብዎ መረ [...]
እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ
Radio Erena: Monday, 05 February 2024
ኣብ እስራኤል 23 ደቀንስትዮ ብመጻምድተንን ብጾተንን ክቕተላ እንከለዋ ካብ 2019 ንድሓር ጥራይ ድማ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብደቂ ሃገሮም ተቐቲሎም ከምዘለዉ ተሓላቒት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 04 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 04 ለካቲት 29024
[...]
ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት
Radio Erena: Thursday, 01 February 2024
ኣብ ሊብያ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍርቃ ዝወሓዙ፣ ኣስታት 700 ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ከምዘለዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እ [...]
ኣብ ኤድመንተን ካናዳ፣ ንመጻኢ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ ዝወሃብ ፍቓድ ክኽልከል ከም ዝኽእል ይግለጽ
Radio Erena: Wednesday,31 January 2024
ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኤድመንተን ምስ ፖሊስ እታ ከተማ ተራኺቦም፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመ ግጭት፡ ኣብ መጻኢ ዝህልዉ [...]
ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ህሉው ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተዘራሪበን
Radio Erena: Tuesday, 30 January 2024
ኤርትራን መንግስቲ የመንን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልከት ሓሳብ ንሓሳብ ከምዝተለዋውጣ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣካይዳ
Radio Erena: Monday, 29 January 2024
ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣቃኒዓ።
እቲ 'ድልድል ንሓባራዊ ዕብየት' ብዝብል ስያሜ፣ ብ28ን 29 ጥሪ ኣብ ሮ [...]
ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ድሕሪ ምዕራፉ ኣድናቖት ይረክብ
Radio Erena: Monday, 29 January 2024
መስራቲ እታ ኣብ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ናይ መጀመርታ ምኳና ዝእመን መርበብ ሓበሬታ 'ኣዝማሪኖ' ዝኾነ ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ካብዛ ዓለም ብሞት ድሕሪ ምፍላዩ ስርሑ ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 28 January 2024
Radio Erena · ሰንበት 28 ጥሪ 2024
[...]