Category: ዜና ኤርትራ

1 491 492 493 494 495 643 4930 / 6429
ቦትስዋና “ጉዳይ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብሕጊ ክርአ’ዩ” ትብል፣ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ድማ ብግዴታ ንምምላሶም ይጽዕር

ቦትስዋና “ጉዳይ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብሕጊ ክርአ’ዩ” ትብል፣ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ድማ ብግዴታ ንምምላሶም ይጽዕር

Radio Erena : 16 October 2015 መንግስቲ ቦትስዋና፣ ጉዳይ ናይቶም ዑቕባ ንምሕታት ኣብታ ሃገር ዝተረፉ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብሕጋዊ መንገዲ ክርአ ምዃኑ ይገልጽ ኣሎ። ቦትስዋና ነቶም ኤርትራውያን ከም ስደተኛታት ከምዘ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብደርቂ ንዝተጠቕዐ 8.2 ሚልዮን ህዝባ ረዲኤት ትሓትት

ኢትዮጵያ፣ ብደርቂ ንዝተጠቕዐ 8.2 ሚልዮን ህዝባ ረዲኤት ትሓትት

Radio Erena : 16 October 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ደርቂ፣ ን8.2 ሚልዮን ህዝቢ እታ ሃገር ናይ ህጹጽ መግቢ ረዲኤት ክልገሰሉ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሓትት ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣቐዲሙ ብደርቂ ንዝተጎድ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ዘሰጋግራ ጀላቡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከዕኑ ካብ ሕቡራት ሃገራት ፍቃድ ረኺቡ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ዘሰጋግራ ጀላቡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከዕኑ ካብ ሕቡራት ሃገራት ፍቃድ ረኺቡ

Radio Erena : 16 October 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ኣብ ምስግጋር ንዝዋፈራ ጀላቡ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከይተበገሳ ከዕኑ፣ ካብ ሕቡራት ሃገራት ፍቓድ ረኺቡ። ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝውነናን ጀላቡ፣ ኣብ ገማግም [...]
ብዝሒ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ ትሕቲ 2% ምዃኑ ተሓቢሩ

ብዝሒ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ ትሕቲ 2% ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena : 15 October 2015 ኣብ ኤርትራ ብዝሒ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኢንተርነት ትሕቲ 2% ምዃኑ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ነዚ መዳይ እዚ ዝከታተል ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ብደረ [...]
ኣብ ሪችሞንድ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

ኣብ ሪችሞንድ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

Radio Erena : 15 October 2015 ኣብ ቪርጂንያ፣ ሪችሞንድ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ዝተሳተፉ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዮናስ ተኸስተ ዝተባህለ ሓደ ካ [...]
UPDATE፣ መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ንዝሓተቱ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብግዴታ ከይመልሶም ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

UPDATE፣ መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ንዝሓተቱ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብግዴታ ከይመልሶም ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 14 October 2015 ኣብ ሩስያ ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም 2018፡ ካልኣይ እግሪ ግጥም ቅድሚ መጻረዩ ንምግባር ናብ ቦትስዋና ካብ ዘምርሐት፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ 10 ተጻወትቲ ብድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ስዕረት [...]
ኣስታት 10 ካብ ኣባላት ሃ/ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድማ “ብግዴታ ናብ ዓዶም ክመልሶም’የ፣” ይብል

ኣስታት 10 ካብ ኣባላት ሃ/ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድማ “ብግዴታ ናብ ዓዶም ክመልሶም’የ፣” ይብል

Radio Erena: 14 October 2015 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ትማሊ 13 ጥቅምቲ 2015 ምሸት ኣብ ቦትስዋና ከተማ ፍራንሲስታውን ኣብ ዘካየደቶ ናይ መልሲ ግጥም 3 ብ1 ተሳዒራ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ናብ ዋንጫ ዓለም 2018 ንም [...]
መንግስቲ ኤርትራ 72 ናይ ህንጻ ማሺነሪታት ካብ ቻይና ንምዕዳግ ስምምዕ ከቲሙ

መንግስቲ ኤርትራ 72 ናይ ህንጻ ማሺነሪታት ካብ ቻይና ንምዕዳግ ስምምዕ ከቲሙ

Radio Erena : 14 October 2015 መንግስቲ ኤርትራ 72 ናይ ህንጻ ማሺነሪታት ካብ ቻይናዊ ኩባንያ ሊዩጎንግ ንምዕዳግ ስምምዕ ከምዝኸተም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ምፍሓርን ምጽዓንን ከምኡ'ውን ካል [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ግጭት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ግጭት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ

Radio Erena : 14 October 2015 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናይ ተዅሲ ምልውዋጥ ከምዝተኻየደ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ግጭት ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳንን ሸፋቱ ዕጡቓት ኢትዮጵያን ኣብ ከባቢ ገዳርፍ ዝተኻየደ ምዃኑ'ውን [...]
ኡጋንዳ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ

ኡጋንዳ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ

Radio Erena : 14 October 2015 ኡጋንዳ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከብ ሰራዊታ ከተውጽእ ጀሚራ። እታ ሃገር ኣብ መንጎ መንግስቲ ጁባን ተቓወምቱን ናዕቢ ድሕሪ ምኽሳቱ፣ ንፕረዚደንት ሳልቫኪር ንምሕጋዝ ቅድሚ ሓደ ዓመት ሰራዊታ ና [...]
1 491 492 493 494 495 643 4930 / 6429