Category: ዜና ኤርትራ

ፈረንሳ፣ ዝሓለፈ ዓርቢ ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብዘየገድስ 30 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቅበል ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 20 November 2015 ፈረንሳ፣ ሽበራውያን ዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብዘየገድስ 30 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቕበል ምዃና ፕረዚደንት እታ ሃገር ፍራንስዋ ኦላንድ ኣፍሊጡ። ፈረንሳ፣ "ናይ ናጽነት ሃገር'ያ፣" ዝበለ [...]

“ኢትዮጵያን ሱዳንን ዶባተን ክምልከት የድሊ፣” ኣባል ባይቶ ሱዳን
Radio Erena: 19 November 2015 ኢትዮጵያን ሱዳንን ዶባተን ብንጹር ክምልከት ከምዘድሊ ኣባል ባይቶ ሱዳንን ኣቦ መንበር ባይቶ ሓጋጊ ኣካል ዞባ ገዳርፍን ማሕሙድ ኣል ማርዲ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገልጽ ዘሎ፣ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ዶ [...]

ሱዳን ብቕትለት 15 ዜጋታታ ምስ ግብጺ ትሰሓሓብ
Radio Erena: 19 November 2015 ግብጺ ናብ እስራኤል ንምስጋር ዝፈተኑ 15 ሱዳናውያን ምቕታላ፣ መንግስቲ ሱዳን ኮኒኑ። መንግስቲ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ ቅትለት ዜጋታት ሃገሩ ብዝምልከት ካብ መንግስቲ ግ [...]

ስዑዲ ዓረብ 1.29 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ተተኮስቲ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ትሰማማዕ
Radio Erena: 19 November 2015 ስዑዲ ዓረብ 1.29 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ተተኮስቲ ካብ ኣመሪካ ክትሽምት'ያ። እታ ሃገር፣ እዚ ካብ ኣመሪካ እትሽምቶ ዘላ ቦምባታት መተካእታ ናይቲ ኣብ የመን ዘካየደቶ ናይ ኣስታት ሸውዓተ [...]

ኣብ መንጎ ኤርትራን ህንድን ናይ 244 ሚልዮን ዶላር ንግዳዊ ልውውጥ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 18 November 2015 ኣብ ዓመተ 2014ን 2015ን ኣብ መንጎ ኤርትራን ህንድን ናይ 244.73 ሚልዮን ዶላር ንግዳዊ ልውውጥ ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ህንዲ ኣብ እዋን'ቲ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ 26 ክ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብዘን ዝቕጽላ ኣዋርሕ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ከተጣይስ’ያ
Radio Erena: 18 November 2015 ፈረንሳ ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምምቕራሕ መስርሕ፣ ኣብዘን ዝቕጽላ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ክትቕ [...]

ኣብ ስደት ዝጸንሐ መንግስቲ የመን ጠቕሊሉ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
Radio Erena: 17 November 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስደት ዝጸንሐ መንግስቲ የመን ጠቕሊሉ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ተገሊጹ። እቲ ኣብ ስደት ዝጸንሐ መንግስቲ ጠቕሊሉ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ዝግለጽ ዘሎ፣ ፕረዚደንት ዓብደ [...]

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ርዋንዳ ይደምቁ
Radio Erena: 16 November 2015 ካብ ሰንበት 15 ሕዳር ኣትሒዙ ኣብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 7ይ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ፣ ብዓወት ኤርትራውያን ይቕጽል ኣሎ። ንፈላሚ መድረኽ፣ ዙር ርዋንዳ፣ ኣባል ጀርመናዊት ክለብ [...]

ጸሓፊት ሓይሊ ኣየር ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ተካይድ
Radio Erena: 16 November 2015 ብጸሓፊት ሓይሊ ኣየር ኣመሪካ፣ ደቦራህ ሊ ጄይምስ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። ጸሓፊት ሓይሊ ኣየር ኣመሪካ ኣብቲ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ዑደታ፣ ምስ ሰበ ስልጣ [...]

ማላዊ 20 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 16 November 2015 መንግስቲ ማላዊ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ የምርሑ ኔሮም ዝበሎም 20 ኢትዮጵያውያን ቀዩ። ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ብዘቕረብኦ ጸብጻብ፣ እቶም 20 ኢትዮጵያውያን፣ ብዘይሕጋውያን [...]