Category: ዜና ኤርትራ

1 483 484 485 486 487 643 4850 / 6430
ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ

ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ

Radio Erena: 26 November 2015 ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ን10 ዓመታት ዝጸንሕ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቐውም'ያ። ነዚ ዘረጋገጸ፣ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃን ጀነራል ዴቪች ሮድሪገዝ'ዩ። ብመሰረት እቲ ጀነራል ዝሃቦ ሓበ [...]
ሱዳን ኣምሳያ ናይቲ ንስዑዲ ዓረብ እትገብሮ ዘላ ወትሃደራዊ ደገፍ ቢልዮናት ዶላራት ሓገዝ ትረክብ

ሱዳን ኣምሳያ ናይቲ ንስዑዲ ዓረብ እትገብሮ ዘላ ወትሃደራዊ ደገፍ ቢልዮናት ዶላራት ሓገዝ ትረክብ

Radio Erena: 26 November 2015 ሱዳን ኣምሳያ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን ሃገራት ዓረብ ኣንጻር ሑቲ ምስታፋ 2. 2 ቢልዮን ዶላር ከምእትረክብ ማዕከና ዜና ኣል ሞኒተር ገሊጹ። እቲ ብስዑዲ ዓረብን ቀጠር [...]
እስራኤል፣ ኣብ ከተማ ቤታኽ ቲክቫ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ትገፍፍ

እስራኤል፣ ኣብ ከተማ ቤታኽ ቲክቫ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ትገፍፍ

Radio Erena: 25 November 2015 እቲ ኣብ ከተማ ቤታኽ ቲክቫ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ፣ ነቶም ግዝያዊ መንበሪ ፍቓዶም ወይ ቪዝኦም ዘየሐደሱ ኤርትራውያንን ካልኦት ስደተኛታት ዒላማ ዝገበረ እኳ እንተኾነ፣ ኣብታ ከተማ ንዝርከ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንምምልካት ይዘራረባ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንምምልካት ይዘራረባ

Radio Erena: 25 November 2015 መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብሰንኪ'ቲ ኣብ ዶባቶም ክካየድ ዝቐነየ ግጭት ይዘራረቡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ብምክትል ፕረዚደንት ሱዳን ሓሳቦ ሞሓመድ ዓብዱልራሕማን ዝምራሕ ላዕለ [...]
“ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ 420 ወትሃደራት መንግስቲ የመን ናብ ዓደን ተመሊሶም፣” ጋዜጣ ዓደን ኣልቓድ

“ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ 420 ወትሃደራት መንግስቲ የመን ናብ ዓደን ተመሊሶም፣” ጋዜጣ ዓደን ኣልቓድ

Radio Erena: 24 November 2015 ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ 420 ኣባላት ሰራዊት መንግስቲ የመን ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ። ብቋንቋ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ "ዓደን ኣልቓድ" ኣብ ናይ 22 ሕዳር ሕታማ ኣብ ዘስፈረቶ [...]
ንጅቡቲን  ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር፣ ህጹጽ ረዲኤት  ንምብጽጻሕ ግዝያዊ ኣገልግሎት ጀሚሩ

ንጅቡቲን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር፣ ህጹጽ ረዲኤት ንምብጽጻሕ ግዝያዊ ኣገልግሎት ጀሚሩ

Radio Erena: 24 November 2015 ንወደብ ጅቡትን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር፣ ምሉእ ብምሉእ ከይተዛዘመ፣ ኣብ ምብጽጻሕ ህጹጽ ረዲኤት ንኸገልግል ግዝያዊ ኣገልግሎት ክህብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ዜና ቻይና – ሺንሁዋ ሓ [...]
“ብልሽውና፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት’ዩ፣” ፕረዚደንት ኬንያ

“ብልሽውና፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት’ዩ፣” ፕረዚደንት ኬንያ

Radio Erena: 24 November 2015 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ብልሽውና ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት'ዩ ክብል ኣዊጁ። እቲ ፕረዚደንት ብሰኑይ 23 ሕዳር ነዚ ኣዋጅ ዘመሓላለፈሉ ኣውራ ምኽንያት፣ ሓያሎ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር [...]
ፊንላንድ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.4 ሚልዮን ኤውሮ ፕሮጀክት ብሓገዝ ተካይድ ኣላ

ፊንላንድ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.4 ሚልዮን ኤውሮ ፕሮጀክት ብሓገዝ ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 23 November 2015 ፊንላንድ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.4 ሚልዮን ኤውሮ ፕሮጀክት ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ፣ ኣብ ትምህርቲ፣ ሓበሬታን ቴክኖሎጅን፣ ዲጂታል ላይብረሪ ከምኡ'ውን ውሕስነት መ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣባላት ፖሊስ ዝቐተለ ወጥሪ ተኸሲቱ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣባላት ፖሊስ ዝቐተለ ወጥሪ ተኸሲቱ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 23 November 2015 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት፣ ኬንያ ዶባታ ዓጽያ ከምዘላ ተሓቢሩ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት፣ ኣርባዕተ ካብ ኣባላት ፖሊስ ኬንያ [...]
ኤርትራን ሱዳንን፣ ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ ይሰሓሓባ

ኤርትራን ሱዳንን፣ ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ ይሰሓሓባ

Radio Erena: 20 November 2015 ዞባ ከሰላ ናይ ሱዳን ምስ ዞባ ጋሽ ባርካ ናይ ኤርትራ ዘለዎ ዝምድናታት ንምሕያል ክሰርሕ ምዃኑ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሱዳን ኢብራሂም ማሕሙድ ሓሚድ ገሊጹ። ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሱዳን ነዚ ዝገለ [...]
1 483 484 485 486 487 643 4850 / 6430