Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ዘካይዱ ዝነበሩ ተማሃሮን ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያን ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ተማሃሮ ተኣሲሮም
Radio Erena: 07 December 2015 ኣብ ክልል ኦሮምያ ተማሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ እታ ሃገር ኣብ ዘካየድዎ ናዕብታት ፣ ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ንሓያሎ ካብቶም ተማሃሮ ክእስሩ እንከለዉ፣ ብውሕዱ ሰለስተ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ዜ [...]

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ደርቂ ንምክትታል ኣብ ህጹጽ ሕክምና ዝዋፈር ጉጅለ ልኢኹ
Radio Erena: 07 December 2015 ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ ንምክትታል ኣብ ህጹጽ ሕክምና ዝዋፈር ጉጅለ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ነዚ ብሰንኪ ባህርያዊ ሓደጋ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ ንምምካት ካብ ኣ [...]
ኣብ ካሊፎርንያ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራ ኣቦ ተቐቲሉ
Radio Erena: 05 December 2015 ኣብ ካሊፎርንያ፣ ሳን በርናርዲኖ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኢሳቕ ገብረስላሴ ኣማንዮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣቦ ተቐቲሉ። እቲ ብሮቡዕ 02 ታሕሳስ፣ ምሸት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ምስ ዳዒሽ ምትእስ [...]

ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝውሕዙ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ሱዳን ትዝቲ
Radio Erena: 04 December 2015 ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለም ርክብ ምስ ሱዳን ኣካይዳ። ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ብሪጣንያ ምስ [...]

ጅቡቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝለዓለ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ካብ ዘለወን ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 December 2015 ጅቡቲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ዝለዓለ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ዘለዋ ሃገር ምዃና መጽሔት ዠን ኣፍሪክ ሓቢሩ። ጅቡቲ፣ መራሕቲ ቱርኪ፣ ኢትዮጵያ፣ ጃፓን፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገ [...]

“ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ግዜ ገደብ ከይተገብረሉ ይቕጽል ኣሎ፣” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 03 December 2015 ኣውራ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን ምዃኑ ዝዝረበሉ ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ናይ ግዜ ገደብ ከምዘይተገብረሉ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣመልኪቱ። እቲ ኣ [...]

ብዝሒ ኣብ ሖሎት ናይ ዝቕየዱ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ልዕሊ 3 ሽሕ ክብ ክብል’ዩ
Radio Erena: 03 December 2015 እስራኤል፣ ኣብቲ ብክፉት ቤት ማእሰርቲ ዝፍለጥ ሖሎት ናይ ዝቀየደቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝሒ ናብ 3,360 ክብ ክብል'ዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ሖሎቶ ተቀይዶም ናይ ዘለዉ ብዝሒ ሓተ [...]

ታንዛንያ 105 ኢትዮጵያውያን ቀይዳ
Radio Erena: 03 December 2015 ፖሊስ ታንዛንያ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንምስጋር ዝወጠኑ 105 ኢትዮጵያውያን ቀይዱ። እቶም ኢትዮጵያውያን፣ ኣብ ከተማ ዳርኤ ሰላም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤት ተሓቢኦም ኣብ ዝነበርሉ እዋን'ዩ፣ ፖ [...]

ኣብ መንገዲ ጁባ – ኒሙለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣውቶቡስ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 December 2015 ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዘካየደሉ መንገዲ ጁባ – ኒሙለ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቃት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣውቶቡስ ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተ [...]

ኬንያ ምስ ሶማል ዘዳውባ 700 ኪሎሜተር ክትሓጽሮ ጀሚራ
Radio Erena: 02 December 2015 ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዳውባ 700 ኪሎሜተር ክትሓጽሮ ጀሚራ። እቲ ብመንደቕን ናይ ትሪኮላታን ገመድን ዝቐውም ዘሎ ሓጹር፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኬንያ ካብ እትርከብ ከተማ ማንደራ ተበጊሱ ክሳብ [...]