Category: ዜና ኤርትራ

ፖሊስ ኢጣልያ፣ “ብምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ’ዩ” ብምባል ብጌጋ ተራ ኤርትራዊ ስደተኛ ቀይዱ
Radio Erena: 08 June 2016 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ተጠርጢሩ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ካብ ሱዳን ኣምጽኤዮ ኢሉ ስእሉ ዝዘርግሖ መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ንሱ ከምዘይኮነ ናይ ቀረባ ፈለጥቱ ንሬድዮ ኤረና [...]

ሕ/ ኤ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ናይ 62 ቢልዮን ኤውሮ ሓድሽ ውጥን ከምዘዳለወ ተሓቢሩ
Radio Erena: 08 June 2016 ሕብረት ኤውሮጳ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ውጥን ከምዘዳለወ ተሓቢሩ። እቲ ሕብረት፣ ነተን ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ዜጋታተን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉን፣ ስደተኛታት ከኣ ከም መሰጋገሪ [...]

ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኤርትራ ትኸውን ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 June 2016 ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኤርትራ ናብ ኤውሮጳ ትኸውን ምህላዋ መርበብ ሓበሬታ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ካብዚ ሓጺር እዋን ኣትሒዙ ጥራይ ኣብ ከተማ ካይሮ፣ ዓርደለዋ ዝተባህለ ከባቢ፣ ደቆን [...]
ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ህግደፍን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም መርማሪት ኮሚሽን ኣረጋጊጻ
Radio Erena: 08 June 2016 መርማሪት ኮሚሽን ሎሚ 8 ሰነ ኣብ ዝዘርግሓቶ ጸብጻብ፣ ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጸም ምህላው ኣረጋጊጻ። እታ ኮሚሽን ኣብ ዘቕረበቶ 26 ገጻት ዝሓዘ ጸብጻብ፣ ኣብ ኤርትራ ፍርሒ [...]

ፕ/ኢሳይያስን ሰበ ስልጣናቱን ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ዘኽስሶም መርትዖታት ክትእክብ ዝጸንሐት መርማሪት ኮሚሽን ጸብጻባ ጽባሕ ክትዝርግሕ’ያ
Radio Erena: 07 June 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ሰበ ስልጣናቱን፣ ኣብ ልዕሊ ገዛእ ህዝቦም ዝፍጽምዎ ዘለዉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ዘኽስሶም እንተኾነ መርትዖታት ክትእክብ ዝጸንሐት መርማ [...]

መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ 5 መዓልታት ተወሰኽቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ቀይዱ
Radio Erena: 07 June 2016 መንግስቲ ሱዳን ሒዝዎም ንዘሎ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ከይመልሶም፣ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ቅልጡፍ ግብረመልሲ ከርእዩ ሓደ ካብ [...]

ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣንጎላ ብውሕዱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝቐተለ ሕማም yellow fever ኣብ ኢትዮጵያ’ውን ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 June 2016 ውድብ ጥዕና ዓለም ብ3 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብሕማም yellow fever ከምዝተለኽፉ ዝተጠርጠሩ 22 ሰባት ከምዝመዝገበ ሓቢሩ። ተርእዮ እቲ ሕማም ምስቲ ናይ ኣብ ኣንጎላ ምስ [...]

ሓሙሽተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፣ ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋት ተቐይዶም
Radio Erena: 07 June 2016 ሓሙሽተ ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፣ ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋት ተጠርጢሮም ብ5 ሰነ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም [...]

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ከሰላ ዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ኣቝሲሉ
Radio Erena: 06 June 2016 ኣብ ከባቢ ከሰላ ብዓርቢ 3 ሰነ ዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ብውሕዱ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓይሎ ሰባት ብኸቢድን ፈኵስን ከምዝቖሰሉ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ሓለንጋ ኣብ ዝተባህለ [...]

ኤርትራ እትርከበን 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ዘኽእለን ሓድሽ ተበግሶ ኣጽዲቐን
Radio Erena: 06 June 2016 ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማል፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ቱኒዝያን ግብጽን ዝተወከሉ ሚኒስተራት ኣብ ከተማ ሸርም ሸኽ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተጋብእሉ፣ ነዘን ሃገራት ብኸቢድ ጸልዩወን ዘሎ ዘይ [...]