Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ጁባ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ዝነበሮ ሃዲኡ ከምዘሎ ኤርትራውያን ነበርቲ እታ ከተማ ይገልጹ
Radio Erena: 25 July 2016 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከተማ ጁባ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣትሒዙ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ዝነበሮ ሃዲኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እቲ ወጥሪ ከምዝሃ [...]

ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተሳተፍዎ መበል 103 ዙር ፈረንሳ ተዛዚሙ
Radio Erena: 25 July 2016 ካብ 2 ሓምለ ኣትሒዙ ክካየድ ዝጸንሐ መበል 103 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ትማሊ 24 ሓምለ ኣብ ከተማ ፓሪስ ጎደና ሻ-ን-ዘ-ሊዘ ተዛዚሙ። ኣብዚ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝተኻየደ ቅድድም፣ [...]

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል 22 ስደተኛታት ሞይቶም
Radio Erena: 22 July 2016 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ 22 ሰባት ሬሳታት ከምዝረኸበ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ። እቲ መራኽብ ብምውፋር ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ዝነጥፍ ዘሎ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ሓበሬትኡ፣ ብሮቡዕ 20 ሓምለ ካብ [...]

“ብምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን’ዩ፣” ብምባል መንግስቲ ኢጣልያ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ተራ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ክሳብ 21 መስከረም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸንሕ’ዩ
Radio Erena: 22 July 2016 "ብምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ መርእድ ይሕደጎ'ዩ፣" ብምባል መንግስቲ ኢጣልያ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ተራ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ክሳብ 21 መስከረም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸንሕ ቤ [...]

ፍልስጤምን ሱዳንን፣ ኣንጻር ጽልዋታት እስራኤል ኣብ ኣፍሪቃ ክሰርሓ ምዃነን ተገሊጹ
Radio Erena: 22 July 2016 ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤምን ሱዳንን፣ ኣንጻር ጽልዋታት እስራኤል ኣብ ኣፍሪቃ ክሰርሓ ምዃነን ንመግለጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ርእሰ ምምሕዳር ርያድ ኣል ማሊኪ ብምጥቃስ ጋዜጣ ዮርሳሌም ፖስት [...]

መንግስቲ ሊብያ፣ 97 ኤርትራውያን ንምጥራዝ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ይዘራረብ
Radio Erena: 21 July 2016 መንግስቲ ሊብያ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት 97 ኤርትራውያን ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብቶም ኣብ ሚስራታ ተቐይዶም ዘለዉ 97 ኤርትራውያን እተን 22 ደቂንስትዮ ምዃነን'ውን ተፈሊጡ። [...]

ሽወደን ኣብ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ዘጽደቐቶ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ግብሪ ውዒሉ
Radio Erena: 21 July 2016 ፓርላማ ሽወደን፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ካብ ዘሕለፎ ኣብ ጉዳይ ምትእኽኻብ ስድራቤታት ዘተኮረ ውሳኔታት፣ ካብ ትማሊ 20 ሓምለ ኣትሒዙ ብ ግብሪ ከምዝወዓለ፣ ክፍሊ ስደተኛታት እታ [...]

መንግስቲ ቻይና ንጅቡቲ ወትሃደራውያን ነፈርቲ ብሓገዝ ሂቡ
Radio Erena: 20 July 2016 መንግስቲ ቻይና ንጅቡቲ ወትሃደራውያን ነፈርቲ ብሓገዝ ከምዝሃበ ላ ናስዮን ዝተባህለት ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ። እተን Y-12 ዝዓይነተን ኣብ መጓዓዝያ ዘገልግላ ክልተ ክነፈርቲ፣ ብ13 ሓምለ ኣብ [...]

ሆላንድ፣ ናብ ኤርትራ ዝመላለሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክትከታተል ምዃና ተፍልጥ
Radio Erena: 19 July 2016 መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ብዘቕርብኦ ዘለዋ ጸብጻብ መሰረት፣ ሚኒስትሪ ድሕነትን ፍትሕን እታ ሃገር ናብ ኤርትራ በጺሖም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ክትታል ከምዘሎ ኣፍሊጠን። ጸሓፊ [...]

“ብኣተሓሕዛ እሱራት G15ን ጋዜጠኛታትን ዓለም ከተመስግነና ይግባእ።” ኣቶ የማነ ገብርኣብ
Radio Erena: 18 July 2016 ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ጋዜጠኛታትን፣ ካልእ ዝኸፈአ ፍርዲ ብዘይምሃብና ዓለም ከተመስግነና ይግባእ፣ ክብል ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣ [...]